ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

ትሪኒዳድን ቶባጎን

ሓጺር ሓበሬታ—ትሪኒዳድን ቶባጎን

  • ብዝሒ ህዝቢ—1,367,000
  • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—10,547
  • ጉባኤታት—127
  • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—1 ን131

ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ

ሳላ እቲ ሃብታም ክርስትያናዊ ውርሻይ ህይወተይ ለምሊሙ

ታሪኽ ህይወት እቲ ንየሆዋ ኣስታት 80 ዓመት ዘገልገለ ዉድዎርዝ ሚልስ ኣንብብ።