ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

ጆርጅያ

  • ጉርገንያኒ፡ ጆርጅያ—መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ መልእኽቲ ሒዙ ኣሎ፧ ዘርእስታ ብሮሹር ይዕድሉ

ሓጺር ሓበሬታ—ጆርጅያ

  • ብዝሒ ህዝቢ—3,695,000
  • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—19,372
  • ጉባኤታት—217
  • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—1 ን193

ግምቢ ዘብዐኛ

ንዘመናት እተሰወረ መዝገብ

እቲ ብጆርጅያንኛ እተዳለወ ፍሉጥ ጥንታዊ ትርጕም መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ከም እተረኽበ ርአ።