ሓበሬታ ዑደት
ቅድሚ ምምጻእካ፡ ዑደት ክትሓዝእ ኣሎካ ድዩ፧ እወ። ኣመና ሰብ ምእንቲ ኸይበዝሕን በቲ ዑደት ኵሉ ሰብ ምእንቲ ኺሕጐስን፡ ኵሎም ዑደት ዚገብሩ ኸከም ብዝሖም ኣቐዲሞም ዑደት ኪሓዝኡ ንጽበ ኢና።
ከይሓዛእካ ዑደት ክትገብር ትኽእል ዲኻ፧ ዑደት እንተ ዘይሓዚእካ፡ ዑደት ከነግብረካ ኣይንኽእልን ንኸውን። ዘሎና ቦታ ኺመልእ ስለ ዚኽእል፡ ኣብ መዓልቲ እተወሰነ ቝጽሪ ዘለዎም ሰባት ጥራይ እዮም ዑደት ኪገብሩ ዚኽእሉ።
ዑደት ክትገብር ሰዓት ክንደይ ክትበጽሕ ኣሎካ፧ ሰብ ምእንቲ ኸይበዝሕ፡ ካብቲ ዑደት ዝሓዛእካሉ ግዜ፡ ቅድሚ ሓደ ሰዓት ኣይትምጻእ።
ዑደት እትሓዝእ ብኸመይ ኢኻ፧ ነቲ “ዑደት ሕዛእ” ዚብል ጠውቕ።
ንዝሓዛእካዮ ዑደት ክትቅይሮ ወይ ክትስርዞ ትኽእል ዲኻ፧ እወ። “ሕዙእ ርአ ወይ ቀይር” ንዚብል ጠውቕ።
ኣብቲ እትደልዮ መዓልቲ እንተ ዘይተረኺቡኸ፧ ኣብቲ ወብ ሳይት ብቐጻሊ ርአ። እተሓዝአ ኪቕየር ወይ ኪስረዝ ስለ ዚኽእል፡ ዑደት ናይ ምግባር ኣጋጣሚ ትረክብ ትኸውን።
ዑደት ሕዛእ
ሕዙእ ርአ ወይ ቀይር
ብሮሹር ዑደት ኣራግፍ
ኣድራሻን ቍጽሪ ተሌፎንን
Ruta D027 Km 22,5
San Roque González 234
BARRIO LOMA CLAVEL
110214 CAPIATÁ
PARAGUAY
+595 21 237 8390
+595 21 237 7901
ኣንፈት ሓብር