ዑደት ቤት-ኤል ቤት-ኤል ኢልና ኣብ እንጽውዖ ኣብያተ ጽሕፈትና ዑደት ክትገብር ብኽብሪ ንዕድመካ። ገሊኡ ኣብያተ ጽሕፈትና ብዘይ መራሕ ዑደት እዩ ዚግበር። ቦታ ሕረ ሀይቲ ሃንጋሪ ህንዲ ላይበርያ ሕቡራት መንግስትታት ኣመሪካ ሕቡራት መንግስትታት ኣመሪካ መክሲኮ ማላዊ ማዳጋስካር ምያንማር ሞልዶቫ ሞዛምቢክ ሩማንያ ሩዋንዳ ሪፓብሊክ ማእከላይ ኣፍሪቃ ሪፓብሊክ ኮሪያ ሰሜን ማሰዶንያ ሰርብያ ሱሪናም ስሎቨንያ ስሎቫክያ ስሪ ላንካ ስጳኛ በልጅዩም በኒን ቡልጋርያ ቡሩንዲ ብራዚል ቨነዝወላ ቱርኪየ ታሂቲ ታይላንድ ታይዋን ትሪኒዳድን ቶባጎን ቺለ ነዘርላንድስ ነፓል ኒው ካልዶንያ ናይጀርያ ኡጋንዳ ኢትዮጵያ ኢንዶነዥያ ኢጣልያ ኣልባንያ ኣርመንያ ኣርጀንቲና ኣንጎላ ኣውስትራልያ ኤኳዶር እስራኤል ኩባ ኪርጊዝስታን ካመሩን ካናዳ ካዛክስታን ኬንያ ክሮአሽያ ኮሎምብያ ኮት ዲቭዋር ኮንጎ፡ ደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ዚምባብወ ዛምብያ ዩክረይን ደሴታት ሰሎሞን ደቡብ ኣፍሪቃ ደንማርክ ዶመኒካዊት ሪፓብሊክ ጀርመን ጃፓን ጆርጅያ ጋና ግሪኽ ጓም ፈረንሳ ፊሊፒንስ ፊንላንድ ፊጂ ፐሩ ፓራጓይ ፓፕዋ ኒው ጊኒ ፖላንድ ፖርቱጋል መክሲኮ ሓበሬታ ዑደት ቅድሚ ምምጻእካ፡ ዑደት ክትሓዝእ ኣሎካ ድዩ፧ እወ። ኣመና ሰብ ምእንቲ ኸይበዝሕን በቲ ዑደት ኵሉ ሰብ ምእንቲ ኺሕጐስን፡ ኵሎም ዑደት ዚገብሩ ኸከም ብዝሖም ኣቐዲሞም ዑደት ኪሓዝኡ ንጽበ ኢና። ከይሓዛእካ ዑደት ክትገብር ትኽእል ዲኻ፧ ዑደት እንተ ዘይሓዚእካ፡ ዑደት ከነግብረካ ኣይንኽእልን ንኸውን። ዘሎና ቦታ ኺመልእ ስለ ዚኽእል፡ ኣብ መዓልቲ እተወሰነ ቝጽሪ ዘለዎም ሰባት ጥራይ እዮም ዑደት ኪገብሩ ዚኽእሉ። ዑደት ክትገብር ሰዓት ክንደይ ክትበጽሕ ኣሎካ፧ ሰብ ምእንቲ ኸይበዝሕ፡ ካብቲ ዑደት ዝሓዛእካሉ ግዜ፡ ቅድሚ ሓደ ሰዓት ኣይትምጻእ። ዑደት እትሓዝእ ብኸመይ ኢኻ፧ ነቲ “ዑደት ሕዛእ” ዚብል ጠውቕ። ንዝሓዛእካዮ ዑደት ክትቅይሮ ወይ ክትስርዞ ትኽእል ዲኻ፧ እወ። “ሕዙእ ርአ ወይ ቀይር” ንዚብል ጠውቕ። ኣብቲ እትደልዮ መዓልቲ እንተ ዘይተረኺቡኸ፧ ኣብቲ ወብ ሳይት ብቐጻሊ ርአ። እተሓዝአ ኪቕየር ወይ ኪስረዝ ስለ ዚኽእል፡ ዑደት ናይ ምግባር ኣጋጣሚ ትረክብ ትኸውን። ዑደት ሕዛእ ሕዙእ ርአ ወይ ቀይር ብሮሹር ዑደት ኣራግፍ ኣድራሻን ቍጽሪ ተሌፎንን Av. Jardín núm. 10 Fraccionamiento El Tejocote 56265 TEXCOCO, ESTADO DE MÉXICO MÉXICO +52 555 133 3000 +52 555 858 0100 ኣንፈት ሓብር ሕተም ልኣኽ ልኣኽ መክሲኮ ዑደት ቤት-ኤል መክሲኮ ትግርኛ መክሲኮ https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/1011232/univ/art/1011232_univ_sqr_xl.jpg