ናብ ትሕዝቶ ኺድ

መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧ (መሐበሪ መጽናዕቲ)

ንኣምላኽ ብዜሐጕሶ መገዲ ምንባር (3ይ ክፋል)

እዚ መሐበሪ መጽናዕቲ እዚ፡ ኣብ ምዕራፍ 12 እታ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧ ዘርእስታ መጽሓፍ እተመስረተ እዩ።

ምስ ስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ ተሰማሚዕና ኽንነብር ጻዕሪ የድልየና እዩ። ግናኸ፡ እዚ ጻዕሪ እዚ ዚኽሕስ ድዩ፧ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ከም ዚብል መርምር።