ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ያእቆብ 3-5

ጥበብ ኣምላኽ ኣርኢ

ጥበብ ኣምላኽ ኣርኢ

3:17

ጥበብ የሆዋ ግብራዊት እያ። ንኣብነት፡ ምስ ኣመንቲ ብጾትና ኽንዕረቕ ክትሕግዘና ትኽእል እያ። ጥበብ ኣምላኽ ብሓቂ እንተ ኣጥሪና፡ ኣብ ኣካይዳና ኽትግለጽ እያ።

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሐተታ፦ ‘ኣብዚ ቐረባ እዋን፡ ካብዘን ኣብ ታሕቲ ተጠቒሰን ዘለዋ መዳያት ጥበብ ኣምላኽ ነየኖት እየ ኣርእየ፧ ንገለ ኻብዚኣተንከ ኸመሓይሸን ዝኽእል ብኸመይ እየ፧’

  • ንጽህቲ

  • ሰላማዊት

  • ልዝብቲ

  • ሰማዕ

  • ምሕረትን ጽቡቕ ፍረን ዝመልአት

  • ዘይተዳሉ

  • ዘይግብዝቲ