6-12 ጥሪ
ዘፍጥረት 1-2
መዝሙር 11ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“የሆዋ ኣብ ምድሪ ህይወት ፈጠረ”፦ (10 ደቒቕ)
[መእተዊ ዘፍጥረት ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።]
ዘፍ 1:3, 4, 6, 9, 11—ካብ ሓደ ኽሳዕ ሰለስተ ዘሎ መዓልትታት ፍጥረት (it-1 527-528)
ዘፍ 1:14, 20, 24, 27—ካብ ኣርባዕተ ኽሳዕ ሽዱሽተ ዘሎ መዓልትታት ፍጥረት (it-1 528 ¶5-8)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ዘፍ 1:1-19 (th መጽናዕቲ 5)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ኣብ ምንባብን ኣብ ምምሃርን ትጋህ፦ (10 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ግብራዊ ጥቕሚ ነጺሩ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ፣ ድሕሪኡ፡ ነቲ ኣብ መጽናዕቲ 13 እታ ምምሃር እትብሃል ብሮሹር ዘሎ ሓሳባት ተመያየጥሉ።
መደረ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) w08 1/2 5—ፍረ ነገር፦ ብዛዕባ ኣፈጣጥራና ምፍላጥና፡ ኣእምሮኣዊ ሰላም የምጽኣልና። (th መጽናዕቲ 11)
ክርስትያናዊ ህይወት
“ብዛዕባ እምነትካ ኽትገልጽ ትኽእልዶ፧”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነተን ሓንቲ ኽኢላ መጥባሕቲ ዓጽሚ ብዛዕባ እምነታ ዝገለጸቶ ኸምኡ እውን ሓደ ኽኢላ ስነ እንስሳ ብዛዕባ እምነቱ ዝገለጾ ዘርእስተን ቪድዮታት ወልዓየን።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 47
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)
መዝሙር 151ን ጸሎትን