Privacy Settings

To provide you with the best possible experience, we use cookies and similar technologies. Some cookies are necessary to make our website work and cannot be refused. You can accept or decline the use of additional cookies, which we use only to improve your experience. None of this data will ever be sold or used for marketing. To learn more, read the Global Policy on Use of Cookies and Similar Technologies. You can customize your settings at any time by going to Privacy Settings.

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

30 ጥሪ–5 ለካቲት

ኢሳይያስ 43-46

30 ጥሪ–5 ለካቲት
  • መዝሙር 33ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • የሆዋ ናይ ሓቂ ትንቢት ዚንበ ኣምላኽ እዩ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ኢሳ 44:26-28—የሆዋ፡ የሩሳሌምን ቤተ መቕደሳን ከም ዚህነጻ፡ እቲ ንባቢሎን ዚስዕራ ድማ ቂሮስ ምዃኑ ተነበየ። (ip-2-E 71-72 ¶22-23)

    • ኢሳ 45:1, 2—የሆዋ ብዛዕባ ስዕረት ባቢሎን ዚገልጽ ዝርዝር ሃበ (ip-2-E 77-78 ¶4-6)

    • ኢሳ 45:3-6—የሆዋ ንባቢሎን ንምስዓር ስለምንታይ ንቂሮስ ከም እተጠቕመሉ ገለጸ (ip-2 79-80 ¶8-10)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ኢሳ 43:10-12—እስራኤላውያን ብዛዕባ የሆዋ ዚምስክሩ ህዝቢ ዝነበሩ ብኸመይ እዮም፧ (w14 15/11 21-22 ¶14-16)

    • ኢሳ 43:25—የሆዋ ንኣበሳ ዚድምስሰሉ ቐንዲ ምኽንያት እንታይ እዩ፧ (ip-2 60 ¶24)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብክዎ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽጥቀመሉ ዝኽእል እንታይ ነጥብታት ረኺበ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ኢሳ 46:1-13

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ንመሳርሕቲ ወይ ንመማህርቲ ብዘይ ወግዓዊ መገዲ መስክር።

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ንዚቕጽል ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) jl ትምህርቲ 4

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 143

  • መጽሓፍ ቅዱስ፡ ሓቂ ምዃኑ ርግጸኛታት ክንከውን እንኽእል ብኸመይ ኢና፧፦ (15 ደቒቕ) ነታ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ሓቂ ምዃኑ ርግጸኛታት ክንከውን እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ተመያየጡሉ፦ ብዘይ ወግዓዊ መገድን ብግህዶን ኣብ በቤትን ክንምስክር ከለና፡ ነዛ ቪድዮ እዚኣ ኽንጥቀመላ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ ነዛ ቪድዮ እዚኣ ተጠቒምካ ዝረኸብካዮ እንታይ ጽቡቕ ተመክሮ ኣሎ፧

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) ia ምዕ. 7 ሕ.ጽ. 15-27ክለሳ ምዕራፍ

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 6ን ጸሎትን