17-23 ጥሪ
መሳፍንቲ 20-21
መዝሙር 47ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ንየሆዋ ብቐጻሊ ሕተቶ”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
መሳ 20:16—ብግዜ ጥንቲ፡ ሰባት ብወንጭፍ ገይሮም ዚዋግኡ ዝነበሩ ብኸመይ እዮም፧ (w14 1/5 11 ¶4-6)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) መሳ 20:1-13 (th መጽናዕቲ 10)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ልሙድ ንዝዀነ ተቓውሞ ድማ ስገሮ። (th መጽናዕቲ 5)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ነታ ናይ የሆዋ መሰኻኽር—እንታዎት ኢና፧ ዘርእስታ ቪድዮ ኣፋሊጥካ ተመያየጠላ። (ነታ ቪድዮ ኣይትወልዓያ) (th መጽናዕቲ 17)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ) lffi ትምህርቲ 03 መእተውን ነጥቢ 1-3ን (th መጽናዕቲ 4)
ክርስትያናዊ ህይወት
“ፍጥረት ኣብ ጥበብ የሆዋ ንዘሎና እምንቶ የደልድሎ”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነተን ተነዲፉ ድዩ፧ ጻጸ መገዲ ኸይዕጾ ዚጥቀሙሉ ሜላ ኸምኡ እውን ተነዲፉ ድዩ፧ ንህቢ ዚነፍሩሉ መገዲ ዘርእስተን ቪድዮታት ወልዓየን። ንሰማዕቲ ነቲ “ተነዲፉ ድዩ፧” ዚብል ኣብ jw.org ዚርከብ ዓምዲ ኣብ ኣምልኾ ስድራ ቤቶም ኪኽልስዎ ኣተባብዓዮም።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) rr ክፍሊ 1፡ ምዕ. 3 ¶1-10፡ መእተዊ ቪድዮ፡ ሳጹን 3ሀ
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 94ን ጸሎትን