Privacy Settings

To provide you with the best possible experience, we use cookies and similar technologies. Some cookies are necessary to make our website work and cannot be refused. You can accept or decline the use of additional cookies, which we use only to improve your experience. None of this data will ever be sold or used for marketing. To learn more, read the Global Policy on Use of Cookies and Similar Technologies. You can customize your settings at any time by going to Privacy Settings.

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ኤርምያስ 39-43

የሆዋ ንነፍሲ ወከፍ ከከም ግብሩ ይፈድዮ

የሆዋ ንነፍሲ ወከፍ ከከም ግብሩ ይፈድዮ

ጼዴቅያስ ንባቢሎን ኢዱ ኺህብ ንእተዋህቦ መምርሒ የሆዋ ኣይተኣዘዘን

39:4-7

  • ደቂ ጼዴቅያስ ኣብ ቅድሚ ኣዒንቱ ተሓርዱ። ድሕሪኡ፡ ንሱ እውን ዖረ፡ ብመቝሕ ነሓሲ ተኣስረ፡ ክሳዕ ዚመውት ድማ ኣብ ባቢሎን ተሓየረ

    ንጉስ ጼዴቅያስ መምርሒ የሆዋ ኣይእዘዝን፡ ከም መቕጻዕቲ ድማ ኣዒንቱ ይዓውር፡ ብመቝሕ ነሓሲ ኸኣ ይእሰር

ዔቤድ-ሜሌክ ኣብ የሆዋ ተወከለ፡ ንነብዪ ኤርምያስ ድማ ሓልዮት ኣርኣየ

39:15-18

  • የሆዋ፡ ይሁዳ ኣብ እትጠፍኣሉ እዋን ንዔቤድ-ሜሌክ ከም ዜድሕኖ ቓል ኣተወ

    ዔቤድ-ሜሌክ ብትብዓት ናብ ንጉስ ጼዴቅያስ ይቐርብ፡ የሩሳሌም ክትጠፍእ ከላ ኸኣ ይድሕን

ኤርምያስ፡ የሩሳሌም ቅድም ምጥፍኣ ንሓያሎ ዓመታት ብትብዓት ሰበኸ

40:1-6

  • የሆዋ ኣብ እዋን ከበባ የሩሳሌም ንኤርምያስ ኣዕቈቦ፡ ካብ ባቢሎናውያን ሓራ ኺወጽእ ድማ መሰናድዎ ገበረሉ

    ኤርምያስ ብትብዓት ይሰብኽ፡ ኣብ እዋን ከበባ የሩሳሌም ድማ ምግቢ ይውሃቦ