ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

2-8 ሰነ

ምሳሌ 16

2-8 ሰነ

መዝሙር 36ን ጸሎትን | መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

1. ናብ ጽቡቕ ውሳነ ዚመርሕ ሰለስተ ሕቶታት

(10 ደቒቕ)

ኣብ መምርሒታት የሆዋ ኸም ዝውከል አርኢ ድየ፧ (ምሳ 16:3, 20w14 15/1 19-20 ¶11-12)

ውሳነይ ንየሆዋ የሐጕሶ ድዩ፧ (ምሳ 16:7)

ካልኦት ብዚብልዎ ወይ ብዚገብርዎ ኣመና እጽሎ ድየ፧ (ምሳ 16:25w13 15/9 17 ¶1-3)

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፦ ‘እዘን ሕቶታት ኣብ ኣከዳድናይን ኣመለኻኽዓይን ጽቡቕ ምርጫ ኺገብር ዚሕግዛኒ ብኸመይ እየን፧’

2. መንፈሳዊ ሃብቲ

(10 ደቒቕ)

  • ምሳ 16:22—‘ዓያሹ ብዕሽነቶም ዚግሰጹ’ ብኸመይ እዮም፧ (it-1 629)

  • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

3. ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

4. ዝርርብ ምጅማር

(3 ደቒቕ) ዘይወግዓዊ ምስክርነት። ነቲ ሰብ ካብ jw.org እንታይ ጥቕሚ ኸም ዚረክብ ኣርእዮ። (lmd ትምህርቲ 2 ነጥቢ 5)

5. ንግዱሳት ምክትታል

(4 ደቒቕ) ኣብ በቤት። ንሓደ ቕድሚ ሕጂ ግዱስ ዘይነበረ ሰብ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኣጀምር። (lmd ትምህርቲ 9 ነጥቢ 5)

6. መደረ

(5 ደቒቕ) ijwbv ዓንቀጽ 40—ፍረ ነገር፦ ትርጉም ምሳሌ 16:3 እንታይ እዩ፧ (th መጽናዕቲ 8)

ክርስትያናዊ ህይወት

መዝሙር 32

7. ነታ ጉባኤ ዜድሊ

(15 ደቒቕ)

8. መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ

(30 ደቒቕ) bt ምዕ. 27 ¶10-18

መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ) | መዝሙር 68ን ጸሎትን