ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
ኣቤሴሎም ብትዕቢት ዓለወ
ኣቤሴሎም ንርእሱ ኽብሪ ደልዩ (2ሳሙ 15:1፣ it-1 860)
ኣቤሴሎም ልቢ ሰባት ሰሪቑ (2ሳሙ 15:2-6፣ w12 15/7 13 ¶5)
ኣቤሴሎም ንግስና ኣብኡ ኺምንዝዕ ፈቲኑ (2ሳሙ 15:10-12፣ it-1 1083-1084)
ትዕቢት ኣብ ልብና ሱር ኪሰድድ ክንፈቕደሉ የብልናን። የግዳስ፡ ወትሩ ንድራኸና ኽንምርምሮ ኣሎና። ኣትኵሮ ኻልኦት ክንረክብ ኣብ ክንዲ ንጽዕር፡ ብቕንዕና ንጥቕሚ ኻልኦት ክንጥምት ኣሎና።—ፊል 2:3, 4።