ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
ነቲ ዘየዳሉ የሆዋ ምሰሎ
እተን ሓሙሽተ ኣዋልድ ጸሎፍሓድ፡ ርስቲ ኣቦአን ኪውሃበን ሓተታ (ዘሁ 27:1-4፣ w13 15/6 10 ¶14፣ ኣብ ገበር ዘላ ስእሊ ርአ)
የሆዋ ብዘይ ኣድልዎ ወሰነ (ዘሁ 27:5-7፣ w13 15/6 11 ¶15)
ንሕና እውን ከነዳሉ የብልናን (ዘሁ 27:8-11፣ w13 15/6 11 ¶16)
ንኣመንቲ ብጾትና ብምኽባር፡ ብተኣማንነት ብምፍቃር፡ ንእተፈላለየ ድሕረ ባይታ ዘለዎም ሰባት ብምስባኽ፡ ነቲ ዘየዳሉ የሆዋ ኽንመስሎ ንኽእል ኢና።