ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ዘጸኣት 17-18

ትሑታት ሰብኡት የሰልጥኑን ሓላፍነት ይህቡን

ትሑታት ሰብኡት የሰልጥኑን ሓላፍነት ይህቡን

18:17, 18, 21, 22, 24, 25

ምኩራት ኣሕዋት ንመንእሰያት ኣብ ዜሰልጥኑሉን ሓላፍነት ኣብ ዚህብሉን እዋን፡ ትሕትናን ፍቕርን ምስትውዓልን የርእዩ እዮም። ብኸመይ፧

  • ዝያዳ ሓላፍነት ኪስከሙ ተኽእሎ ንዘለዎም ብምሕራይ

  • ዕዮኦም ንምፍጻም እንታይ ከም ዜድልዮም ብንጹር ብምንጋር

  • ዜድሊ ገንዘብ፡ ንዋት፡ ወይ ካልእ ሓገዝ ብምሃብ

  • ንዕቤት እቲ ተምሃራይ ብምክትታልን ኣብ ክእለቱ እምንቶ ኸም ዘለዎም ብምግላጽን

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፦ ‘እንታይ ሓላፍነት እየ ብሓደራ ኽህብ ዝኽእል፧’