ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

20-26 ነሓሰ

ሉቃስ 21-22

20-26 ነሓሰ
  • መዝሙር 27ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ‘ድሕነትኩም ቀሪቡ እዩ’(10 ደቒቕ)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ሉቃ 21:33—ኣብዛ ፍቕዲ እዚኣ ንዘሎ ቓላት የሱስ ብኸመይ ክንርድኦ ኣሎና፧ (nwtsty፡ ነጥብታት መጽናዕቲ)

    • ሉቃ 22:28-30—የሱስ እንታይ ኪዳን እዩ ኣትዩ፧ ነዚ ኺዳን እዚ ምስ መን እዩ ኣትይዎ፧ እዚ ኺዳን እዚኸ እንታይ እዩ ዓሚሙ፧ (w14 15/10 16-17 ¶15-16)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ሉቃ 22:35-53

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ኣብ ክልኻ ልሙድ ንዝዀነ ሓደ ተቓውሞ ድማ ምላሽ ሃበሉ።

  • ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። እቲ ብዓል ቤት ብስራሕ ትሑዝ እንተ ዀይኑ፡ ብኸመይ ከም እትምልስ ኣርኢ።

  • ቪድዮ ኻልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።

ክርስትያናዊ ህይወት