17-23 ታሕሳስ
ግብሪ ሃዋርያት 15-16
መዝሙር 96ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ኣብ ቃል ኣምላኽ ተመርኲሶም ኣብ ሓደ ውሳነ በጽሑ”፦ (10 ደቒቕ)
ግብ 15:1, 2—እቲ ንግዝረት ዚምልከት ጕዳይ፡ ንሓድነት እታ ቐዳመይቲ ክርስትያናዊት ጉባኤ ኣብ ሓደጋ ኣእተዎ (bt 102-103 ¶8)
ግብ 15:13-20—ውሳነ ኣመሓዳሪ ኣካል፡ ኣብ ቅዱሳት ጽሑፋት እተመስረተ እዩ ነይሩ (w12 15/1 5 ¶6-7)
ግብ 15:28, 29፣ 16:4, 5—ውሳነ ኣመሓዳሪ ኣካል፡ ነተን ጉባኤታት ኣበርቲዕወን (bt 123 ¶18)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
ግብ 16:6-9—ኣገልግሎትና ብዛዕባ ምስፋሕ ካብዚ ጸብጻብ እዚ እንታይ ንምሃር፧ (w12 15/1 10 ¶8)
ግብ 16:37—ጳውሎስ ንሮማዊ ዜግነቱ ብስራት ንምዝርጋሕ እተጠቕመሉ ብኸመይ እዩ፧ (nwtsty ነጥቢ መጽናዕቲ)
ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ግብ 16:25-40
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ኣብ ክልኻ ልሙድ ንዝዀነ ሓደ ተቓውሞ ድማ ምላሽ ሃበሉ።
ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። ነታ መጽሓፍ ቅዱስ ከተጽንዕ ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧ ዘርእስታ ቪድዮ ኣፋሊጥካ ተመያየጠላ። (ነታ ቪድዮ ኣይትወልዓያ)
ቪድዮ ኻልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።
ክርስትያናዊ ህይወት
“ተሓጒስካ ንየሆዋ ብመዝሙር ወድሶ”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቈልዑ ብመዝሙር ንየሆዋ ይውድስዎ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ነቲ ኽፍሊ ንምዝዛም ኵሎም ሓፍ ኢሎም ነታ ንሓግዝ ዘርእስታ መዝሙር 084 ምስታ ቪድዮ ኺዝምሩ ዓድሞም።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) kr ምዕ. 22 ሕ.ጽ. 17-24፡ “ንመንግስቲ ኣምላኽ ክሳዕ ክንደይ ኢኻ ኸም ናይ ሓቂ ጌርካ እትርእያ፧” ዘርእስታ ሳጹን ክለሳ
ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)
መዝሙር 139ን ጸሎትን