ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ሚልክያስ 1-4 ሓዳርካ ንየሆዋ የሐጕሶ ድዩ፧ ኣጻውት ሓዳርካ ንየሆዋ የሐጕሶ ድዩ፧ 2:13-16 ብግዜ ሚልክያስ፡ ብዙሓት እስራኤላውያን ብጢጥ ቅሚጥ ይፋትሑ ነይሮም። የሆዋ ንኣምልኾ እቶም ንመጻምድቶም ዚጠልሙ ሰባት ኣይቅበሎን እዩ የሆዋ ነቶም ንመጻምድቶም ብኽብሪ ዚሕዙ ሰባት ይባርኾም ኣብ ግዜና፡ ሰብ ሓዳር በዚ ዚስዕብ መገድታት እሙናት ኪዀኑ ዚኽእሉ ብኸመይ እዮም፧ ብኣተሓሳስባኦም ብኣዒንቶም ብኣዘራርባኦም ዝሓለፈ ዚቕጽል ሕተም ልኣኽ ልኣኽ ሓዳርካ ንየሆዋ የሐጕሶ ድዩ፧ ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ ሓዳርካ ንየሆዋ የሐጕሶ ድዩ፧ ትግርኛ ሓዳርካ ንየሆዋ የሐጕሶ ድዩ፧ https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/202017451/univ/art/202017451_univ_sqr_xl.jpg