25-31 ታሕሳስ
ሚልክያስ 1-4
መዝሙር 131ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ሓዳርካ ንየሆዋ የሐጕሶ ድዩ፧”፦ (10 ደቒቕ)
[መእተዊ ሚልክያስ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።]
ሚል 2:13, 14—የሆዋ ኣብ መውስቦ ንዚግበር ጥልመት ይጽየፎ (w02 1/5 17-18 ¶16-18)
ሚል 2:15, 16—ንመጻምድትኻ እሙን ኩን (w02 1/5 18 ¶19)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
ሚል 1:10—ኣምልኾና በታ ንኣምላኽን ንብጻይናን ዘላትና ስስዐ ዘይብላ ፍቕሪ ኺድረኽ ዘለዎ ስለምንታይ እዩ፧ (w07 15/12 27 ¶1)
ሚል 3:1—እዛ ፍቕዲ እዚኣ ኣብ ቀዳማይ ዘመንን ኣብ ግዜናን እተፈጸመት ብኸመይ እያ፧ (w13 15/7 10-11 ¶5-6)
ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ሚል 1:1-10
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) 1ቈረ 15:26—ሓቂ ምሃር።
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ኢሳ 26:19፣ 2ቈረ 1:3, 4—ሓቂ ምሃር። (mwb16.08 8 ¶2 ርአ።)
መደረ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) w07 15/12 28 ¶1—ፍረ ነገር፦ ኣብዚ ግዜ እዚ፡ ብዘሎ ዕሽር ናብቲ ማዕከን ከነምጽእ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧
ክርስትያናዊ ህይወት
“ናይ ሓቂ ፍቕሪ እንታይ እያ፧”፦ (15 ደቒቕ) ሕቶታትን መልስታትን።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) kr ምዕ. 5 ሕ.ጽ. 18-25፡ “ንመንግስቲ ኣምላኽ ክሳዕ ክንደይ ኢኻ ኸም ናይ ሓቂ ጌርካ እትርእያ፧” ዘርእስታ ሳጹን
ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)
መዝሙር 9ን ጸሎትን