21-27 ሚያዝያ
ምሳሌ 10
መዝሙር 76ን ጸሎትን | መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
1. ናይ ሓቂ ሃብቲ ብኸመይ ክትረክብ ትኽእል፧
(10 ደቒቕ)
ኣብ መንፈሳዊ ቐውዒ ‘ብትግሃት’ ምዕያይ የሀብትም (ምሳ 10:4, 5፣ w01 15/7 25 ¶1-3)
ጽድቂ ኻብ ስጋዊ ሃብቲ ይበልጽ (ምሳ 10:15, 16፣ w01 15/9 24 ¶3-4)
በረኸት የሆዋ የሀብትም (ምሳ 10:22፣ it-1 340)
2. መንፈሳዊ ሃብቲ
(10 ደቒቕ)
-
ምሳ 10:22—በረኸት የሆዋ ስቓይ ዘይብሉ እንተ ደኣ ዀይኑ፡ስለምንታይ ደኣ እዩ ህዝቢ ኣምላኽ ፈተና ዜጋጥሞም፧ (w06 15/5 30 ¶18)
-
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
3. ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ
(4 ደቒቕ) ምሳ 10:1-19 (th መጽናዕቲ 10)
4. ዝርርብ ምጅማር
(4 ደቒቕ) ኣብ በቤት። እቲ ብዓል ቤት ብኣምላኽ ከም ዘይኣምን ይነግረካ። (lmd ትምህርቲ 4 ነጥቢ 3)
5. ዝርርብ ምጅማር
(4 ደቒቕ) ዘይወግዓዊ ምስክርነት። መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኣጀምር። (lmd ትምህርቲ 4 ነጥቢ 4)
6. ንግዱሳት ምክትታል
(4 ደቒቕ) ዘይወግዓዊ ምስክርነት። ነቲ ሰብ ዚስሕቦ ርእሰ ነገር ኣብ jw.org ብኸመይ ከም ዚረክብ ኣርእዩ። (lmd ትምህርቲ 9 ነጥቢ 4)
መዝሙር 111
7. ንኣገልገልቲ ኣምላኽ ዜሀብትሞም በረኸት እንታይ እዩ፧
(7 ደቒቕ) ምይይጥ።
እቲ የሆዋ ንኣገልገልቱ ዚህበና በረኸት ኣብዚ ጽንኩር እዋን ክንጻወር፡ ወረግ ሕጉስ ህይወት ኪህልወና ይሕግዘና እዩ። (መዝ 4:3፣ ምሳ 10:22) ነዚ ጥቕስታት ኣንብቦ እሞ፡ ድሕሪኡ፡ እዚ በረኸት ብኸመይ ከም ዜሀብትም ንሰማዕቲ ሕተቶም።
ገሊኦም ኣገልግሎቶም ብምስፋሖም፡ ብመንፈሳዊ መዳይ ሃብታማት ኰይኖም እዮም።
ነታ ኣቱም መንእሰያት፡ መገዲ ሰላም ሕረዩ! ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ንሰማዕቲ ነዛ እትስዕብ ሕቶ ሕተቶም፦
-
ካብ ተመክሮ ሃርሊን ኣንጂልን ካርሊን እንታይ ተማሂርካ፧
8. እዋናዊ ሓበሬታ ኽፍሊ ኸባብያዊ ንድፊ/ህንጸት 2025
(8 ደቒቕ) መደረ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ።
9. መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ
(30 ደቒቕ) bt ምዕ. 25 ¶8-13፡ ኣብ ገጽ 201 ዘላ ሳጹን