ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
ኣሳልጦ ኽትረክብ ከለኻ ትሑት ኩን
ዳዊት ካብቲ ህዝቢ ውዳሰ ረኺቡ (1ሳሙ 18:5-7፣ w04 1/4 15 ¶4)
የሆዋ ንዳዊት ኣብ ኵሉ ዚገብሮ ኣሳልጦ ይህቦ ነበረ (1ሳሙ 18:14)
ዳዊት ትሑት እዩ ነይሩ (1ሳሙ 18:22, 23፣ w18.01 28 ¶6-7)
ካብ የሆዋ በረኸት ክንረክብ ከለና፡ ትሑታት ክንከውን ኣገዳሲ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧ ትሑታት ክንከውን እንታይ ኪሕግዘና ይኽእል፧