ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

14-20 መጋቢት

1 ሳሙኤል 14-15

14-20 መጋቢት

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ተኣዛዝነት ካብ መስዋእቲ ይበልጽ”፦ (10 ደቒቕ)

  • መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • 1ሳሙ 15:24—ካብቲ ንጉስ ሳኦል ዝፈጸሞ ጌጋ ብዛዕባ ርሕራሐ እንታይ መለበሚ ኢና እንረክብ፧ (it-1 493)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 1ሳሙ 15:1-16 (th መጽናዕቲ 2)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 61

  • ቀዳም 19 መጋቢት ዚጅምር ወፈራ በዓል ዝኽሪ፦ (10 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ወረቐት ዕድመ ኣሕጽር ኣቢልካ ግለጻ። ንፍሉይ መደረን ንበዓል ዝኽርን ብዚምልክት ክሊ እታ ጉባኤ ንምሽፋን እተገብረ ምድላዋት ግለጽ። ነታ ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባ ቪድዮ ወልዓያ።

  • ዓርኪ የሆዋ ኹን—ንየሆዋ ተኣዘዞ፦ (5 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) rr ምዕ. 6 ¶1-6፡ መእተዊ ቪድዮ

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 12ን ጸሎትን