9-15 መስከረም
እብራውያን 9-10
መዝሙር 10ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ጽላሎት እቲ ዚመጽእ ሰናይ ነገራት”፦ (10 ደቒቕ)
እብ 9:12-14—ደም ክርስቶስ ካብ ደም ድቤላታትን ኣብዑርን ይበልጽ (it-1 862 ¶1)
እብ 9:24-26—ክርስቶስ፡ ዋጋ መስዋእቱ ሓንሳእን ንሓዋሩን ናብ ኣምላኽ ኣቕረበ (cf 183 ¶4)
እብ 10:1-4—እቲ ሕጊ፡ ጽላሎት ነቲ ዚመጽእ ሰናይ ነገር እዩ (it-2 602-603)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
እብ 9:16, 17—እዘን ፍቕድታት እዚአን እንታይ ማለት እየን፧ (w92 1/3 31 ¶4-6)
እብ 10:5-7—የሱስ ነዘን ቃላት እዚአን መዓስ እዩ ተዛሪብወን፧ ኣገዳስነተንከ ኽሳዕ ክንደይ እዩ፧ (it-1 249-250)
ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) እብ 9:1-14 (th መጽናዕቲ 5)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ቪድዮ ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 1)
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ኣብ ክልኻ ልሙድ ንዝዀነ ሓደ ተቓውሞ ድማ ምላሽ ሃበሉ። (th መጽናዕቲ 2)
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ካርድ ኣድራሻ JW.ORG ሃብ። (th መጽናዕቲ 11)
ክርስትያናዊ ህይወት
ንኣኼባታትና ነማስወሉ ዲና፧ (መዝ 27:11)፦ (12 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ተመያየጡሉ፦
ካብቲ ሊቀ ኻህናትና ዝዀነ የሱስ ዚፍጽሞ ኣገልግሎት ከመይ ዝበለ ጥቕሚ ንረክብ፧
ሞሳና ኸነርእየሉ እንኽእል ሰለሰተ መዳይ እንታይ እዩ፧
ኣብ ኣኼባታት ብኣቓልቦ ስማዕ፦ (3 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ኣብ ኣኼባታት ብኣቓልቦ ምስማዕ ስለምንታይ ኣገዳሲ ኸም ዝዀነ ንቘልዑ ሕተቶም።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 35፡ ¶1-11
ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)
መዝሙር 82ን ጸሎትን