12-18 መስከረም
መዝሙር 120-134
መዝሙር 33ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ረድኤተይሲ ኻብ የሆዋ፡ . . . እዩ ዚመጽእ”፦ (10 ደቒቕ)
መዝ 121:1, 2—የሆዋ ንዅሉ ነገራት ስለ ዝፈጠረ፡ እምንቶ ንኸነሕድር መሰረት ይዀነና (w04 15/12 12 ¶3)
መዝ 121:3, 4—የሆዋ ንኣገልገልቱ ዜድልዮም ነገራት ንምምላእ ንቑሕ እዩ (w04 15/12 13 ¶4)
መዝ 121:5-8—የሆዋ ንህዝቡ እሙን መዕቈቢ እዩ (w04 15/12 13 ¶5-7)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
መዝ 123:2—እቲ ብዛዕባ “ኣዒንቲ ገላዉ” ዚገልጽ ምሳሌ እንታይ ትርጉም ኣለዎ፧ (w06 1/9 15 ¶4)
መዝ 133:1-3—ሓደ ኻብቲ ኣብዚ መዝሙር እዚ ዚርከብ ትምህርትታት እንታይ እዩ፧ (w06 1/9 16 ¶3)
ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብክዎ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽጥቀመሉ ዝኽእል እንታይ ነጥብታት ረኺበ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) መዝ 127:1–129:8
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) wp16.5 ገበር—ንሓደ ዝሓረቐ ብዓል ቤት መልሲ ምሃብ።
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) wp16.5 ገበር—ነቲ ሰብ ናብ ኣኼባ ዓድሞ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) fg ትምህርቲ 8 ¶6—እቲ ተምሃራይ ነቲ ትምህርቲ ኺትግብሮ ሓግዞ።
ክርስትያናዊ ህይወት
መዝሙር 37
የሆዋ ብዙሕ እዩ ገይሩለይ፦ (15 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ jw.org ወልዓያ። (ኣብ ትሕቲ ABOUT US > ACTIVITIES ርአ።) ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ተመያየጡሉ፦ የሆዋ ንክሪስታል ዝሓገዛ ብኸመይ እዩ፧ እዚኸ እንታይ ድራኸ ኣሕዲሩላ፧ ብኣሉታዊ ስምዒታት ኣብ እተዋሕጠትሉ እዋን እንታይ እያ እትገብር፧ ተመክሮ ክሪስታል ብኸመይ ሓጊዙካ፧
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) lv ምዕ. 15 ሕ.ጽ. 18-23፡ ኣብ ገጽ 180 ዘላ ሳጹን
ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)
መዝሙር 20ን ጸሎትን