10-16 ጥቅምቲ
1 ነገስት 19-20
መዝሙር 33ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“መጸናንዒ ንምርካብ ኣብ የሆዋ ተወከል”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
1ነገ 19:19-21—እዚ ጸብጻብ እዚ፡ ሓድሽ ምድብ ኣብ ቅዱስ ኣገልግሎት ብዛዕባ ምቕባል እንታይ ይምህረና፧ (w97 1/11 31 ¶2)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 1ነገ 19:1-14 (th መጽናዕቲ 12)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ቪድዮ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ መጽሓፍ ቅዱስ—እዮ 26:7 ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ነታ ቪድዮ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዕረፍቲ ደው ኣቢልካ፡ ኣብታ ቪድዮ ንዘሎ ሕቶታት ንሰማዕቲ ሕተቶም።
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 18)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ) lff ትምህርቲ 07 ነጥቢ 7ን ገሊኦም ከምዚ ይብሉን (th መጽናዕቲ 7)
ክርስትያናዊ ህይወት
ኣወንታዊ ኣርኣእያ ዓቅብ፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ንሰማዕቲ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ሕተቶም፦ ኣወንታዊ ኣርኣእያ ኽንዕቅብ ዚሕግዘና እንታይ ስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ እዩ፧ የሆዋ ንኤልያስ ዘጸናንዖ ብኸመይ እዩ፧ የሆዋ ዜጸናንዓናን ዚከናኸናን ብኸመይ እዩ፧
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) rr ምዕ. 14 ¶8-14፡ ሳጹን 13ሀ
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 88ን ጸሎትን