Privacy Settings

To provide you with the best possible experience, we use cookies and similar technologies. Some cookies are necessary to make our website work and cannot be refused. You can accept or decline the use of additional cookies, which we use only to improve your experience. None of this data will ever be sold or used for marketing. To learn more, read the Global Policy on Use of Cookies and Similar Technologies. You can customize your settings at any time by going to Privacy Settings.

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ነቲ ኽቡር ውርሻኻ ተኸላኸለሉ

ነቲ ኽቡር ውርሻኻ ተኸላኸለሉ

ካሌብ ንውርሻኡ እተኸላኸለሉ ነቶም ሓያላት ጸላእቱ ብምስጓግ እዩ (እያ 15:14it-1 1083 ¶3)

እስራኤላውያን ንውርሻኦም ካብ ሕማቕ ጽልዋ እተኸላኸሉ፡ ኵሎም ኣይኰኑን (እያ 16:10it-1 848)

የሆዋ ነቶም ንውርሻኦም ብሓቂ ኪኸላኸልሉ ዚደልዩ ሰባት ይሕግዞም (ዘዳ 20:1-4፣ እያ 17:17, 18it-1 402 ¶3)

የሆዋ ንዅሎም ክርስትያናት ክቡር ዘለኣለማዊ ህይወት ኣዳልዩሎም ኣሎ። ንውርሻና ምእንቲ ኽንከላኸለሉ፡ ካብቲ ዚመጸና ፈተናታት ንርእስና ብመጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስን ብክርስትያናዊ ኣኼባታትን ብኣገልግሎትን ብጸሎትን ነደልድላ።

ሓደ ኣቦ ምስ ሰበይቱን ደቁን ኰይኑ ኣምልኾ ስድራ ቤት ይገብር።

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፡ ‘ንውርሻይ እከላኸለሉ ኣለኹ ድየ፧’