4-10 ሕዳር
1 ዮሃንስ 1-5
መዝሙር 122ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ንዓለም ወይስ ነቲ ኣብ ዓለም ዘሎ ኣይትፍተዉ”፦ (10 ደቒቕ)
[መእተዊ 1 ዮሃንስ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።]
1ዮሃ 2:15, 16—“ኵሉ እቲ ኣብ ዓለም ዘሎ፡ . . . ካብ ዓለም እምበር፡ ካብ ኣቦስ ኣይኰነን” (w05 1/1 10 ¶13)
1ዮሃ 2:17—ዓለም ትሓልፍ እያ ዘላ፡ ትምኒታ እውን (w13 15/8 27 ¶18)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
1ዮሃ 2:7, 8—እቲ ዮሃንስ ናይ ቀደምን ሓድሽን ኢሉ ዝጠቐሶ ትእዛዝ ንምንታይ የመልክት፧ (w13 15/9 10 ¶14)
1ዮሃ 5:16, 17—“ናብ ሞት ዜብጽሕ ሓጢኣት” እንታይ እዩ፧ (it-1 862 ¶5)
ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) 1ዮሃ 1:1–2:6 (th መጽናዕቲ 5)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ኣብ ምንባብን ኣብ ምምሃርን ትጋህ፦ (10 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ውዕዉዕ ኣዘራርባ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ፣ ድሕሪኡ፡ ነቲ ኣብ መጽናዕቲ 11 እታ ምምሃር እትብሃል ብሮሹር ዘሎ ሓሳባት ተመያየጡሉ።
መደረ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) w04 1/10 29—ፍረ ነገር፦ ዮሃንስ ኣብ 1 ዮሃንስ 4:18 “ፍጽምቲ ፍቕሪ ንፍርሂ ኣውጺኣ ትድርብያ” ኺብል ከሎ እንታይ ማለቱ እዩ፧ (th መጽናዕቲ 7)
ክርስትያናዊ ህይወት
“መርዓ ኽትገብር እንተ መዲብካ፡ ዓለማዊ ጽልዋ ኣወግድ”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ንየሆዋ ዜኽብር መርዓ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 40
ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)
መዝሙር 106ን ጸሎትን