ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

13-19 ሕዳር
  • መዝሙር 102ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ካብ ጌጋታትካ ተምሃር”፦ (10 ደቒቕ)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ኦብ 10—ኤዶም ‘ንዘለኣለም ዝጠፈአት’ ብኸመይ እያ፧ (w07 1/11 13 ¶5)

    • ኦብ 12—ካብቶም ብኣምላኽ እተዀነኑ ኤዶማውያን እንታይ ንምሃር፧ (jd-E 112 ¶4-5)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ዮና 3:1-10

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) wp17.6 ገበር—ንተመላሊስካ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር።

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) wp17.6—እታ መጽሔት ኣብ ዝሓለፈ ምብጻሕ ተዓዲላ ነይራ እያ። ተመላሊስካ ምብጻሕ ኪግበር ከሎ ዘርኢ መርኣያ ኣቕርብ፡ ንሓደ ኻብቲ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ንምምራሕ እንጥቀመሉ ሕታማት ኣፋልጦ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ld 12-13—ንምምይጥ ዚኸውን ስእሊ ምረጽ።

ክርስትያናዊ ህይወት