4-10 ታሕሳስ
እዮብ 22-24
መዝሙር 49ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ሰብዶ ንኣምላኽ ኪጠቕሞ ይኽእል እዩ፧”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
እዮ 23:13—ኣብነት የሆዋ መንፈሳዊ ሸቶና ኽንወቅዕ ኪሕግዘና ዚኽእል ብኸመይ እዩ፧ (w04 15/7 21-22)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) እዮ 22:1-22 (th መጽናዕቲ 5)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ነቲ ብዓል ቤት ብዛዕባ ወብሳይትና ንገሮ፣ ካርድ ኣድራሻ jw.org ድማ ሃቦ። (th መጽናዕቲ 11)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ነታ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ እዩ ዚምራሕ፧ ዘርእስታ ቪድዮ ኣፋልጥ። (ነታ ቪድዮ ኣይትወልዓያ) (th መጽናዕቲ 2)
መደረ፦ (5 ደቒቕ) w21.05 18-19 ¶17-20—ፍረ ነገር፦ የሆዋ ምእንቲ ኺጥቀመልና ኣወንታዊ ኣረኣእያ ንሓዝ። (th መጽናዕቲ 20)
ክርስትያናዊ ህይወት
“ኣቱም ወለዲ—ደቅኹም ንኣምላኽ ብኸመይ ኬሐጕስዎ ኸም ዚኽእሉ ምሃርዎም”፦ (10 ደቒቕ) ምይይጥን ቪድዮን።
ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (5 ደቒቕ)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) bt ምዕ. 3 ¶1-3፡ ኣብ ገጽ 23ን 24ን 25ን 26ን 27ን ዘለዋ ሳጹናት
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 25ን ጸሎትን