ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ያእቆብ ንደቁ ኣብ መጻኢ ብዛዕባ ዚዀንዎ ይነግሮም

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

የሆዋ ነታ ምድሪ ብጥበብ መቓቐላ

የሆዋ ነታ ምድሪ ብጥበብ መቓቐላ

የሆዋ፡ ነፍሲ ወከፍ ነገድ ኣበይ ከም ዚሰፍሩ ብዕጫ ኺውሰነሎም መምርሒ ሂቡ (እያ 18:10it-1 359 ¶1)

የሆዋ ነቲ ያእቆብ ቀቕድሚ ሙማቱ እተነበዮ ትንቢት ከም ዚፍጸም ገበሮ (እያ 19:1it-1 1200 ¶1)

የሆዋ ንህዝቢ እስራኤል ንስፍሓት እቲ ነፍሲ ወከፍ ነገድ ዚሰፍርዎ ምድሪ ኺውስኑ ፈቐደሎም (እያ 19:9it-1 359 ¶2)

እታ ምድሪ ኣብ መንጎ ነገዳት እስራኤል ቅንእን ባእስን ብዘየምጽእ መገዲ እያ ተመቓቒላ ነይራ። እዚ ብዛዕባ እቲ የሆዋ ኣብ ሓዳስ ዓለም ንነገራት ዚሕዘሉ መገዲ እንታይ ምትእምማን እዩ ዜሕድረልካ፧