ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ክርስትያናዊ ህይወት

ትሑት ኩን—ንርእስኻ ኣይትንኣዳ

ትሑት ኩን—ንርእስኻ ኣይትንኣዳ

ርእስኻ ምንኣድን ጃህራን ምልክት ትዕቢት እዩ፣ እዚ ኸኣ ንሰማዕቲ ዚሃንጽ ኣይኰነን። ስለዚ ድማ እዩ መጽሓፍ ቅዱስ፡ “ኣፍካ ዘይኰነትሲ፡ ካልእ ይንኣድካ” ዚብልና።—ምሳ 27:2

ነታ ዓርኪ የሆዋ ኹን—ትሑት ኩን ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ እሞ፡ ድሕሪኡ፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት መልሶ፦

  • ገለ ኻብቲ ሰባት ዚጃሃሩሉ ልሙድ ነገራት እንታይ እዩ፧

  • ካሌብ ንዓርኩ ብዛዕባ እንታይ እዩ ተጃሂሩሉ፧

  • ካሌብ ትሑት ኪኸውን ኣቦኡ ዝሓገዞ ብኸመይ እዩ፧

  • ቀዳማይ ጴጥሮስ 5:5 ትሑታት ክንከውን እትሕግዘና ብኸመይ እያ፧