ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | 1 ጢሞቴዎስ 4-6

ኣብ መንጎ ንኣምላኽ ዘሎካ ተወፋይነትን ገንዘብን ዘሎ ፍልልይ

ኣብ መንጎ ንኣምላኽ ዘሎካ ተወፋይነትን ገንዘብን ዘሎ ፍልልይ

6:6-10

እዚ ዚስዕብ ጥቕስታት ኣብ ክንዲ ንሃብቲ ንኣምላኽ ዘሎና ተወፋይነት እንተ ስዒብና ሕጉሳት ከም እንኸውን ዚሕብረና ብኸመይ እዩ፧

ንኣምላኽ ዘሎካ ተወፋይነትን ንገንዘብን ክትስዕብ ዘይከኣል ስለምንታይ እዩ፧ (ማቴ 6:24)