9-15 ሓምለ
ሉቃስ 8-9
መዝሙር 13ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ሰዓብየይ ኩን—እንታይ የድሊ፧”፦ (10 ደቒቕ)
ሉቃ 9:57, 58—እቶም ንየሱስ ዚስዕብዎ ብየሆዋ ኺእመኑ ኣለዎም (it-2-E 494)
ሉቃ 9:59, 60—እቶም ንየሱስ ዚስዕብዎ ንመንግስቲ ኣምላኽ ኣብ ህይወቶም ቀዳምነት ይህቡ (nwtsty፡ ነጥብታት መጽናዕቲ)
ሉቃ 9:61, 62—እቶም ንየሱስ ዚስዕቡ፡ ኣብ ዓለም ዘሎ ዝዀነ ይኹን ነገራት ኬዐንቅፎም ኣይፈቕዱን (nwtsty፡ ሚድያ፣ w12 15/4 15-16 ¶11-13)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
ሉቃ 8:3—እዘን ክርስትያናት እዚአን ንየሱስን ንሃዋርያትን ‘ዜገልግላኦም’ ዝነበራ ብኸመይ እየን፧ (nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ)
ሉቃ 9:49, 50—የሱስ ነቲ ዘይስዕቦ ዝነበረ ሰብኣይ፡ ኣጋንንቲ ኸየውጽእ ዘይከልከሎ ስለምንታይ እዩ፧ (w08 15/3 31 ¶3)
ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ሉቃ 8:1-15
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ።
ቪድዮ ቐዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።
መደረ፦ (6 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) w12 15/3 27-28 ¶11-15—ፍረ ነገር፦ ነቲ ምእንቲ መንግስቲ ኣምላኽ ኢልና እንገብሮ ዝዀነ ይኹን መስዋእትታት ክንጥዓሰሉ ኣሎናዶ፧
ክርስትያናዊ ህይወት
ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (15 ደቒቕ)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) kr ምዕ. 14 ሕ.ጽ. 15-23፡ “ንመንግስቲ ኣምላኽ ክሳዕ ክንደይ ኢኻ ኸም ናይ ሓቂ ጌርካ እትርእያ፧” ዘርእስታ ሳጹን ክለሳ
ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)
መዝሙር 126ን ጸሎትን