ዓርኪ የሆዋ ኹን ካብ ኵሉ ዝዓበየ መግለጺ ፍቕሪ ኣጻውት ካብ ኵሉ ዝዓበየ መግለጺ ፍቕሪ መስዋእቲ የሱስ ብኸመይ ናይ ሓቂ ውህበት ምዃኑ ደቅኹም ምእንቲ ኺፈልጡ፡ በዚ ንጥፈታት እዚ ጌርኩም ምሃርዎም። እቲ ሜድያ ፕለየር ኪኽፈት ኣይከኣለን። ነዛ ቪድዮ እዚኣ ኣራግፋ ኣቱም ወለዲ፡ ዮሃንስ 3:16 ምስ ደቅኹም ኣንቢብኩም ተመያየጡላ። ነዚ ንጥፈት እዚ ኣራጊፍካ ሕተሞ። ኣራግፍ ነታ ቪድዮ ምስ ረኣኹምዋ፡ ነቲ ኣብ ገጽ 1 ዘሎ ሕቶታት ተመያየጡሉ፡ ነቲ መልስታቶም ኪጽሕፉ እውን ሓግዝዎም። ድሕሪኡ፡ ኣብ ገጽ 2፡ ነቶም ኣብ ገነት ኪረኽብዎም ዚደልዩ ይስኣሉ። ዝሓለፈ ዚቕጽል እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ ንጥፈታት ዓርኪ የሆዋ ኹን ፖስተር፦ ካብ ኵሉ ዝዓበየ መግለጺ ፍቕሪ ነዚ ፖስተር ሕተሞ፡ ምሳኻ እውን ዓቅቦ። ዓምድታት ካብ ኣዕሩኽ የሆዋ ተምሃር—ንጥፈታት በዚ ንጥፈታት እዚ ጌርካ ነቲ ካብ ኣዕሩኽ የሆዋ ተምሃር ኣብ ዘርእስቱ ተኸታታሊ ቪድዮታት ዚወጽእ ዛንታታት ህያው ግበሮ፡ ነቲ ቐንዲ ነጥብታት እውን ምስ ደቅኻ ተመያየጠሉ። ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ ቪድዮታትን ንጥፈታትን ንቘልዑ በዚ መጽሓፍ ቅዱሳዊ ቪድዮታትን ባህ ዜብል መምሃሪ ንጥፈታትን ጌርካ፡ ንደቅኻ መንፈሳዊ ስርዓታት ምሃሮም። ሕተም ልኣኽ ልኣኽ ካብ ኵሉ ዝዓበየ መግለጺ ፍቕሪ ንጥፈታት ዓርኪ የሆዋ ኹን ካብ ኵሉ ዝዓበየ መግለጺ ፍቕሪ ትግርኛ ካብ ኵሉ ዝዓበየ መግለጺ ፍቕሪ https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/501700111/univ/art/501700111_univ_sqr_xl.jpg