ንኣምላኽ ንምምላኽ ኣባል ሓደ እተወደበ ሃይማኖት ክትከውን ኣሎካዶ፧ ኣጻውት ንኣምላኽ ንምምላኽ ኣባል ሓደ እተወደበ ሃይማኖት ክትከውን ኣሎካዶ፧ ኣምላኽ ክፍሊ እቶም ብጉባኤ እተወደቡ ህዝቡ ዄንካ ኸተምልኾ ኸም ዚደሊ ዚሕብር መርትዖ መርምር። እቲ ሜድያ ፕለየር ኪኽፈት ኣይከኣለን። ነዛ ቪድዮ እዚኣ ኣራግፋ እተተሓሓዘ ርእሰ ነገራት ቪድዮታት መጽሓፍ ቅዱስ—ኣገዳሲ ትምህርትታት እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ ኣገዳሲ ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ ኣምላኽ ንዅሉ ዓይነት ኣምልኾ ይቕበሎ ድዩ፧ ብዙሓት ሰባት ብዛዕባ ሃይማኖት ዝመረጽካ እንተ መረጽካ ኣገዳስነት ከም ዘይብሉ ይኣምኑ። መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ ኣባል ሓንቲ እተወደበት ሃይማኖት ክትከውን ኣድላዪ ድዩ፧ ሓደ ሰብ ብብሕቱ ንኣምላኽ ምምላኹ ጥራይ እኹል ድዩ፧ መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ መንፈሳውነት እንታይ እዩ፧ ሃይማኖት ዘይብለይ ክነሰይ መንፈሳዊ ክኸውን እኽእልዶ፧ መንፈሳውነት ከተማዕብል ዚሕግዘካ ሰለስተ ሓሳባት ፍለጥ፣ ብዛዕባኡ ዘሎ ኣርባዕተ ግጉይ ርድኢት እውን ኣለሊ። መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ ከመይ ገይርካ ኢኻ ነታ ናይ ሓቂ ሃይማኖት ክትረኽባ እትኽእል፧ መጽሓፍ ቅዱስ 9 መለለይታት ናይ ሓቂ ሃይማኖት ይገልጽ። ሰሙናዊ ኣኼባታት ኣብ ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ እዩ ዚግበር፧ ኣብኡ እንታይ ከም ዚግበር እስከ ርአ። ብዛዕባና ኣብ ኣኼባ ተኣከብ ብዛዕባ ሰሙናዊ ኣኼባታትና ኽትፈልጥ ትደሊዶ፧ ኣብ ከባቢኻ ዚርከብ መአከቢ ቦታ ድለ። ሕተም ልኣኽ ልኣኽ ንኣምላኽ ንምምላኽ ኣባል ሓደ እተወደበ ሃይማኖት ክትከውን ኣሎካዶ፧ ኣገዳሲ ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ ንኣምላኽ ንምምላኽ ኣባል ሓደ እተወደበ ሃይማኖት ክትከውን ኣሎካዶ፧ ትግርኛ ንኣምላኽ ንምምላኽ ኣባል ሓደ እተወደበ ሃይማኖት ክትከውን ኣሎካዶ፧ https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/1102020439/univ/art/1102020439_univ_sqr_xl.jpg ebtv