የሆዋ ብመገዲ ሰላም ይመርሓና

የሆዋ ንመንግስቱ መሰረት እናኣንጸፈ ንህዝቡ በብግዜኡ ይመርሖም።

የሆዋ ብመገዲ ሰላም ይመርሓና—1ይ ክፋል

የሆዋ ነቶም ሎሚ ብእኡ ዚእመኑ ኣገልገልቱ ዜድልዮም ከም ዜማልኣሎም ርግጸኛታት እንኸውን ስለምንታይ ኢና፧

የሆዋ ብመገዲ ሰላም ይመርሓና—2ይ ክፋል

ነባሪ ሰላም ቀሪቡ ኸም ዘሎ ርግጸኛታት እንኸውን ስለምንታይ ኢና፧