ዓርኪ የሆዋ ኹን ካብ ኵሉ ዝዓበየ መግለጺ ፍቕሪ ኣጻውት ካብ ኵሉ ዝዓበየ መግለጺ ፍቕሪ ዞዊ፡ እቲ የሱስ ዝኸፈሎ መስዋእቲ ንዓኣ እውን እተዋህባ ናይ ሓቂ ውህበት ምዃኑ ተማሂራ። እቲ ሜድያ ፕለየር ኪኽፈት ኣይከኣለን። ነዛ ቪድዮ እዚኣ ኣራግፋ ዝሓለፈ ዚቕጽል እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ ዓርኪ የሆዋ ኹን—ንጥፈታት ካብ ኵሉ ዝዓበየ መግለጺ ፍቕሪ ከምቲ ዞዊ ንመስዋእቲ የሱስ ዘማሰወትሉ፡ ደቅኻ እውን ንመስዋእቲ የሱስ ብኸመይ ከም ዜማስዉሉ ኺምሃሩ ይኽእሉ እዮም። ዓርኪ የሆዋ ኹን—ፖስተር ፖስተር፦ ካብ ኵሉ ዝዓበየ መግለጺ ፍቕሪ ነዚ ፖስተር ሕተሞ፡ ምሳኻ እውን ዓቅቦ። ቪድዮታት ካብ ኣዕሩኽ የሆዋ ተምሃር ካብቶም ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ተጠቒሶም ዘለዉ ኣዕሩኽ የሆዋ ዝዀኑ ሰባት ተምሃር። ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ ቪድዮታትን ንጥፈታትን ንቘልዑ በዚ መጽሓፍ ቅዱሳዊ ቪድዮታትን ባህ ዜብል መምሃሪ ንጥፈታትን ጌርካ፡ ንደቅኻ መንፈሳዊ ስርዓታት ምሃሮም። ሕተም ልኣኽ ልኣኽ ካብ ኵሉ ዝዓበየ መግለጺ ፍቕሪ ዓርኪ የሆዋ ኹን—ትምህርትታት ቪድዮ ካብ ኵሉ ዝዓበየ መግለጺ ፍቕሪ ትግርኛ ካብ ኵሉ ዝዓበየ መግለጺ ፍቕሪ https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/501600157/univ/art/501600157_univ_sqr_xl.jpg