ግምቢ ዘብዐኛ ቍ. 3 2017 | ኣርባዕተ ፈረሰኛታት—ምግላቦም ብኸመይ ይጸልወካ፧
እንታይ ይመስለካ፧
ብዙሓት ሰባት ነቲ ኣብ መጽሓፍ ራእይ ዚርከብ ብዛዕባ ምግላብ እቶም ኣርባዕተ ፈረሰኛታት ዚገልጽ ትንቢት ይፈልጥዎ እዮም። እዚ ንገሊኦም የፍርሆም፡ ንገሊኦም ከኣ ይስሕቦም እዩ። መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ እዚ ትንቢት እዚ እንታይ ከም ዚብል ርአ።
“እቲ ንቓል እዚ ትንቢት እዚ ዓው ኢሉ ዜንብቦን እቶም ዚሰምዕዎን . . . ሕጉሳት እዮም።”—ራእይ 1:3።
እዛ ሕታም ግምቢ ዘብዐኛ እዚኣ፡ ምግላብ እቶም ኣርባዕተ ፈረሰኛታት ንዓና ብኸመይ ብስራት ኪኸውን ከም ዚኽእል ትገልጽ።
ገበር
እቶም ኣርባዕተ ፈረሰኛታትን ንስኻን
ኣርባዕተ ኣፍራስ—ኣምበላይ፡ ሓመር፡ መጋል፡ ጨላይ። ምግላቦም ሓደ ኻብቲ ኣብ ራእይ ዚርከብ ኣዝዩ ፍሉጥ ራእይ እዩ።
ካልእ ንእሽቶ መርትዖ
ታትናይ መን ምዃኑ ኣይትፈልጦን ትኸውን፣ ግናኸ እቲ ንታትናይ ዚጠቕሶ ብስነ ጥንቲ እተረኽበ መርትዖ፡ ሓደ ዓብዪ ነጥቢ የረጋግጽ።
መጽሓፍ ቅዱስ፡ ህይወት ሰባት ይቕይር
ልዕሊ ዝዀነ ይኹን ነገር በይዝ ቦል እፈቱ ነይረ
ሳሙኤል ሃሚልቶን ስፖርት ኣመና ይፈቱ ነበረ፣ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ግና ንህይወቱ ቐየራ።
መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧
ኣምላኽ ንገሊኦም ሰባት ካብ ካልኦት ኣብሊጹ ይርእዮም ድዩ፧ ገሊኦም ሰባት እተባረኹ፡ ገሊኦም ከኣ እተረግሙ ድዮም፧
ኣብ ኢንተርነት ዝወጸ ተወሳኺ ዓንቀጻት
መጽሓፍ ራእይ—ትርጉሙ እንታይ እዩ፧
መጽሓፍ ራእይ፡ እቶም ነቲ መልእኽቲ ዜንብብዎን ዜስተውዕልዎን ኣብ ግብሪ ዜውዕልዎን፡ ሕጉሳት ኪዀኑ ምዃኖም ትገልጽ እያ።