ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ JW.ORG ዝወጸ

ኣብ JW.ORG ዝወጸ

ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ

ዮናታን—‘ንየሆዋ ኺዓግቶ ዚኽእል ነገር የልቦን’

ዮናታን ምስ ካልኣዩ ዀይኑ ኣብ ልዕሊ ጭፍራ ዕጡቓት ፍልስጥኤማውያን መጥቃዕቲ ፈንዩ እዩ፣ እቲ ተግባር ከኣ ዓብዪ ታሪኽ ኰይኑ ተመዝጊቡ ኣሎ።

(ኣብ ትሕቲ ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ > እምነት ኣብ ኣምላኽ ርአ።)

መጽሓፍ ቅዱስ፡ ህይወት ሰባት ይቕይር

ኣብ መወዳእታ ምስ ኣቦይ ሓደ ዄንና

ረኔ ብሰንኪ ዓመጻ ኣቦኡ ወዲ 14 ዓመት ከሎ ኻብ ገዛ ወጺኡ። ክልቲኦም ድሕሪ ሓያሎ ዓመታት ኪዕረቑ ዝሓገዞም እንታይ እዩ፧

(ኣብ ትሕቲ ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ > ሰላምን ሓጐስን ርአ።)