ንቕሑ! ቍ. 1 2016 | ኣረኣእያኻ ጽልዋ ኣለዎ!
ኣወንታዊ ኣረኣእያ ኻብቲ እትሓስቦ ንላዕሊ ኺጠቕመካ ይኽእል እዩ።
ብዛዕባ ናይ የሆዋ መሰኻኽር እንታይ ትፈልጥ፧
ነዚ ዚስዕብ ሸሞንተ ሕቶታት ተጠቒምካ ርእስኻ መርምር።
ተነዲፉ ድዩ፧
ካትልፍሽ ዘለዎ ሕብሪ ናይ ምልውዋጥ ክእለት
መሃንድሳት ነዚ ኽእለት እዚ ቐዲሖም ሓንቲ ኻልኢት ኣብ ዘይትመልእ ግዜ ሕብሪ ኪቕይር ዚኽእል ክዳን ኪሰርሑ ይጽዕሩ ኣለዉ።
ኣብ ኢንተርነት ዝወጸ ተወሳኺ ዓንቀጻት
ምስ ሞትካ እንታይ ኢኻ እትኸውን፧
ምዉታት ብዛዕባ እቲ ኣብ ከባቢኦም ዚኸውን ነገራት ይፈልጡ ድዮም፧