ኣብ JW Libraryን JW.ORGን ዝወጸ
ተወሳኺ ርእሰ ነገራት
መጽሓፍ ቅዱስ፡ ቀንዲ ጠንቂ ግብረ ሽበራ እንታይ ምዃኑን ኣምላኽ እንታይ ከም ዚስምዖን ይገልጽ እዩ። ብዘይካዚ፡ ኣምላኽ ንፍርህን ዓመጻን መወዳእታ ኺገብረሉ ምዃኑ ኣተስፍዩ ኣሎ።
ተመክሮታት ናይ የሆዋ መሰኻኽር
መጽሓፍ ቅዱስ ዜቘጥዕ ነገራት ኬጋጥመና ኸሎ እውን ልኡማት ክንከውን የተባብዓና እዩ። እዚ ምኽርስ ብሓቂ ይዓዪ ድዩ፧
ወፈያኻ ኣብ ምንታይ መዓላ ይውዕል፧
ኣብ ዓመተ ኣገልግሎት 2020 ልዕሊ 2,700 ቦታታት ኣምልኾ ኽንሃንጽ ወይ ክንጽግን መደብ ኣውጺእና ኔርና። ለበዳ ኮቪድ-19፡ ነዚ መደባት እዚ ብኸመይ ጸልይዎ፧