መሐበሪ ርእሰ ነገር ግምቢ ዘብዐኛን ንቕሑ!ን 2018
ምስቲ እቲ ዓንቀጽ ዚርከበሉ ሕታም
ሕታም መጽናዕቲ ግምቢ ዘብዐኛ
ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ
ሃዋርያ ጳውሎስ “ናብ ሳልሳይ ሰማይ”ን “ናብ ገነት”ን “እተመንዝዐ” ብኸመይ እዩ፧ (2ቈረ 12:2-4)፡ ታሕ.
ሕታማትና ኣብ ኢንተርነት ምልጣፍ ዘይፍቀድ ስለምንታይ እዩ፧ ሚያ.
መዝሙር 144:12-15 ንህዝቢ ኣምላኽ ወይስ ንእኩያት ጓኖት፧ ሚያ.
ዘይተመርዓዉ ሰባት ኣብ ሓንቲ ቤት እንተ ሓዲሮም፡ ፍርዳዊ ስጕምቲ የድሊዶ፧ ሓም.
የሱስ እተዛረበሎም ገበርቲ ሰናይ መን እዮም፧ ሕዳ.
ጳውሎስ በራሕ ጌርካ ዚስኣል ስለምንታይ እዮም፧ መጋ.
መጽሓፍ ቅዱስ
ውጽኢታውን ዜሐጕስን መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ሓም.
ታሪኽ ህይወት
ብየሆዋ ዅሉ ይከኣል እዩ (ባሸንባይ በዲባይፍ)፡ ለካ.
ኣብ መጀመርታ ድኻ፡ ኣብ መወዳእታ ግና ሃብታም (ሳሙኤል ሀርድ)፡ ግን.
ኣብ ኵሉ ጭንቀተይ መጸናንዒ ረኺበ (ኤድዋርድ ባዘሊ)፡ ሰነ
ኣእዳወይ ከየውርድ ቈሪጸ እየ (ማክሲም ዳንየልየኮ)፡ ነሓ.
የሆዋ ንውሳነይ ብዙሕ ባሪኽዎ (ቻርለስ ሞሎሃን)፡ ጥቅ.
የሆዋ ኸቶ ኣይሓደገንን! (ኤሪካ ብራይት)፡ መጋ.
‘የሆዋ ጽቡቕ ገይሩልና እዩ’ (ዣን-ማሪ ቦካርት)፡ ታሕ.
ናይ የሆዋ መሰኻኽር
ህዝባዊ መደረታት ነቲ ብስራት ከም ዚዝርጋሕ ገይሩ (ኣይርላንድ)፡ ለካ.
ብዙሕ እኽሊ! (ዩክረይን)፡ ግን.
ንየሆዋ እንታይ ውህበት ክንህቦ ንኽእል፧ (ውጽኢታት)፡ ሕዳ.
ኣቱም ብዕድመ ዝደፋእኩም፡ የሆዋ ንተኣማንነትኩም ኣኽቢሩ ይርእዮ፡ መስ.
ኣቱም እተሸምኩም ሰብኡት—ካብ ጢሞቴዎስ ተምሃሩ፡ ሚያ.
ዘርኢ መንግስቲ ኣምላኽ ንፈለማ ግዜ ተዘርአ (ፖርቱጋል)፡ ነሓ.
ፈትዮም ይመጹ—ማዳጋስካር፡ ጥሪ
ፈትዮም ይመጹ—ምያንማር፡ ሓም.
1918—ቅድሚ ሚእቲ ዓመት፡ ጥቅ.
እተፈላለየ
ሕጊ ሙሴ ምጕት ንምፍታሕ ይውዕል ነይሩ ድዩ፧ ጥሪ
ሞገስ ኣምላኽ ኪረክብ ምኸኣለ ነይሩ (ሮብዓም)፡ ሰነ
ሰዓት ክንደይ ኰይኑ፧ (ኣቈጻጽራ ሰዓት ግዜ መጽሓፍ ቅዱስ)፡ መስ.
እስጢፋኖስ መስጐጕቲ ኼጋጥሞ ኸሎ ሃዲኡ፡ ጥቅ.
ክርስትያናዊ ናብራን ባህርያትን
ለውሃት—ብቓልን ብተግባርን እትግለጽ ባህርይ፡ ሕዳ.
ሓጐስ—ካብ ኣምላኽ እነጥርያ ባህርይ፡ ለካ.
ርሕሩሕ ኩን፡ ሓም.
ሰላም—ከመይ ጌርካ ትረኽባ፧ ግን.
ሰላምታ ዘለዎ ጥቕሚ፡ ሰነ
ዓቕሊ—ብዕላማ ምጽዋር፡ ነሓ.
“ጻድቕ ብየሆዋ ኺሕጐስ . . . እዩ፡” ታሕ.
ዓንቀጻት መጽናዕቲ
ለውጥታት እናኣጋጠመ ኽነሱ፡ ውሽጣዊ ሰላምካ ሓሉ፡ ጥቅ.
ለጋሳት ሕጉሳት እዮም፡ ነሓ.
ሓቂ ምሃር፡ ጥቅ.
ሓቂ ተዛረብ፡ ጥቅ.
“መንግስተይ ካብዛ ዓለም እዚኣ ኣይኰነትን፡” ሰነ
መንፈሳዊ ሰብ ኪብሃል ከሎ እንታይ ማለት እዩ፧ ለካ.
መዓልቲ መዓልቲ ምስ የሆዋ ዕየ፡ ነሓ.
መገዲ ናይ ሓቂ ሓርነት፡ ሚያ.
ስለምንታይ ኢና ‘ብዙሕ ፍረ እንፈሪ’፧ ግን.
ቅኑዕ ሓበሬታ ኣሎካ ድዩ፧ ነሓ.
በዓል ዝኽሪ ሓድነት የምጽእ፡ ጥሪ
“ብሓቅኻ ኽመላለስ እየ፡” ሕዳ.
ብየሆዋ ተኣመን እሞ ብህይወት ክትነብር ኢኻ፡ ሕዳ.
ብደጋዊ ትርኢት ኣይትፍረድ፡ ነሓ.
ተግሳጽ መርኣያ ፍቕሪ ኣምላኽ፡ መጋ.
“ተግሳጽ ስምዑ፡ ጥበበኛታት ከኣ ኩኑ፡” መጋ.
ነቲ “ሕጉስ ኣምላኽ” ዜገልግሉ ሕጉሳት እዮም፡ መስ.
ነቲ ኣምላኽ ሓርነት ዝዀነ የሆዋ ኣገልግሎ፡ ሚያ.
“ነቲ ኣምላኽ ዝጸመዶ” ኣኽብሮ፡ ታሕ.
ነቲ ዅሉ ዘለዎ ኣምላኽ ክንህቦ ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧ ጥሪ
ነቲ ዜተባብዕ ኣምላኽና የሆዋ ንምሰሎ፡ ሚያ.
“ነዚ እትፈልጥዎ እንተ ዄንኩም፡ እንተ ጌርኩምዎ፡ ሕጉሳት ኢኹም፡” መስ.
ናይ ሓቂ ሓጐስ ዜምጽኣልና እንታይ ዓይነት ፍቕሪ እዩ፧ ጥሪ
ናይ የሆዋ ኢና፡ ሓም.
“ንሓቂ ዓድጋ እሞ ኸቶ ኣይትሽጣ፡” ሕዳ.
ንሓድሕድና “ብዝያዳ” ንተባባዕ፡ ሚያ.
ንሕልናኻ ብሕግታትን ብስርዓታትን ኣምላኽ ኣሰልጥኖ፡ ሰነ
ንኣተሓሳስባኻ ኸም ኣተሓሳስባ የሆዋ ትገብሮዶ ኣለኻ፧ ሕዳ.
ንኣተሓሳስባኻ ዚቐርጾ ዘሎ መን እዩ፧ ሕዳ.
ንክርስቶስ፡ ነቲ ንጡፍ መራሒና ንእመኖ፡ ጥቅ.
ንየሆዋ ምእንቲ ኸተሞግስዎ ‘ብርሃንኩም ይብራህ፡’ ሰነ
ንየሆዋ ብምምሳል፡ ሓላይን ለዋህን ኩን፡ መስ.
“ንድኹም ሓይሊ . . . ይህብ፡” ጥሪ
ንጸላኢኻ ፍለጦ፡ ግን.
ኣስኣሰር እምነትን ተኣዛዝነትን ኖህን ዳንኤልን እዮብን ስዓብ፡ ለካ.
ኣብ መንጎ ህዝቢ ኣምላኽን ካልኦትን ንዘሎ ፍልልይ ኣስተብህለሉ፡ ጥሪ
“ኣብ ገነት የራኽበና!” ታሕ.
“ኣብ ጐድኒ የሆዋ ዝዀነ መን ኣሎ፧” ሓም.
ኣቱም መንእሰያት፡ ንድያብሎስ ተቓወምዎ፡ ግን.
ኣቱም መንእሰያት፡ ኣብ መንፈሳዊ ሸቶታት ዲኹም እተተኵሩ፧ ሚያ.
ኣቱም መንእሰያት፡ ዜዕግብ ህይወት ኪህልወኩም ይኽእል እዩ፡ ታሕ.
ኣቱም መንእሰያት፡ ፈጣሪኹም ክትሕጐሱ ይደሊ እዩ፡ ታሕ.
ኣቱም ወለዲ፡ ንውሉድኩም ናብ ጥምቀት ኪበጽሕ ትሕግዝዎዶ ኣለኹም፧ መጋ.
ኣዒንትኻ ናብ መን እየን ዚጥምታ ዘለዋ፧ ሓም.
ከም መንፈሳዊ ሰብ መጠን ንቕድሚት ገስግስ! ለካ.
ከም ኖህን ዳንኤልን እዮብን ጌርካ ንየሆዋ ትፈልጦ ዲኻ፧ ለካ.
ከምቲ የሆዋን የሱስን ዘለዎም ሓድነት ይሃልወና፡ ሰነ
ካብ መን ኢኻ ተፈላጥነት ክትረክብ እትደሊ፧ ሓም.
ኵሉ ዚኽእል፡ ግናኸ ሓላዪ፡ መስ.
የሆዋ ነቶም ‘ብተጻዋርነት ፍረ ዚፈርዩ’ የፍቅሮም፡ ግን.
ጋሻ ምቕባል—ደስ ዜብልን ኣድላይን ተግባር! መጋ.
ጥምቀት—ክርስትያናት ኬማልእዎ ዘለዎም ብቕዓት፡ መጋ.
ፍቕሪ ስለ እትሃንጽ፡ ብቐጻሊ ፍቕሪ ኣርኢ፡ መስ.