ናብ ትሕዝቶ ኺድ

መጽሔታት ግምቢ ዘብዐኛንቕሑ!

እዘን ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተመስረታ መጽሔታትና፡ ብኣማእታት ቋንቋታት እንተላይ ብቛንቋታት ምልክት ኪራገፋ ይኽእላ እየን። ግምቢ ዘብዐኛ ነቲ ኣብ ዓለም ዘሎ ፍጻመታት ብመሰረት ትንቢታት መጽሓፍ ቅዱስ ገይራ ትርጉሙ ትሕብረና። ንሰባት ብብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ገይራ ተጸናንዖም፣ ኣብ የሱስ ክርስቶስ እምነት ከነሕድር ድማ ተተባብዓና። ንቕሑ! ነቲ ሎሚ ዘሎ ጸገማት ብኸመይ ክትዋጽኣሉ ኸም እትኽእል ትገልጽ፣ ኣብቲ ሰላም ዝሰፈናን ዜስግእ ነገር ዘይብላን ሓዳስ ዓለም ከም ዜምጽእ ዘተስፈወ ፈጣሪ ዘላትና እምነት ከኣ ተደልድለልና።

ካብ ሳጹን መምረጺ ቛንቋ፡ እትደልዮ ቛንቋ ምረጽ እሞ፡ በቲ ቛንቋ እቲ እተዳለወ መጽሔታትን ፎርማትን ንምርካብ ድለ ጠውቕ።

 

ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ

ጥሪ 2025

እዛ ሕታም እዚኣ፡ ካብ 3 መጋቢት–6 ሚያዝያ 2025 ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ ዝሓዘት እያ።

ንቕሑ!

ህውከት ዝመልኣ ዓለም​—ብኸመይ ክትዋጽኣሉ ትኽእል፧

እዘን ዓንቀጻት፡ ንስኻን ስድራ ቤትካን ነቲ እናገደደ ዚኸይድ ዘሎ ዅነታት ዓለም ብኸመይ ክትዋጽእሉ ኸም እትኽእሉ ግብራዊ ሓሳባት ይህባ፧

ኣርኢ

ንቕሑ!

ንቕሑ!

ንቕሑ!

ንቕሑ!

ንቕሑ!

ግምቢ ዘብዐኛ

ግምቢ ዘብዐኛ

ግምቢ ዘብዐኛ

ግምቢ ዘብዐኛ

ግምቢ ዘብዐኛ

ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ

ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ

ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ

ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ

ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ

ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ

ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ

ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ

ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ