ኣርኢ መጻሕፍቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዘፍጥረት ዘጸኣት ዘሌዋውያን ዘሁልቍ ዘዳግም እያሱ መሳፍንቲ ሩት 1 ሳሙኤል 2 ሳሙኤል 1 ነገስት 2 ነገስት 1 ዜና መዋእል 2 ዜና መዋእል እዝራ ነህምያ ኣስቴር እዮብ መዝሙር ምሳሌ መክብብ መሃልየ መሃልይ ኢሳይያስ ኤርምያስ ድጕዓ ህዝቅኤል ዳንኤል ሆሴእ ዮኤል ኣሞጽ ኦብድያ ዮናስ ሚክያስ ናሆም ኣንባቆም ጸፎንያስ ሃጌ ዘካርያስ ሚልክያስ ማቴዎስ ማርቆስ ሉቃስ ዮሃንስ ግብሪ ሃዋርያት ሮሜ 1 ቈረንቶስ 2 ቈረንቶስ ገላትያ ኤፌሶን ፊልጲ ቈሎሴ 1 ተሰሎንቄ 2 ተሰሎንቄ 1 ጢሞቴዎስ 2 ጢሞቴዎስ ቲቶስ ፊልሞን እብራውያን ያእቆብ 1 ጴጥሮስ 2 ጴጥሮስ 1 ዮሃንስ 2 ዮሃንስ 3 ዮሃንስ ይሁዳ ራእይ ምዕራፍ 1 2 3 4 5 6 7 8 9 10 11 12 13 14 15 16 17 18 19 20 21 22 23 24 25 26 27 28 29 30 31 32 33 34 35 36 2 ዜና መዋእል ምዕራፋት 1 2 3 4 5 6 7 8 9 10 11 12 13 14 15 16 17 18 19 20 21 22 23 24 25 26 27 28 29 30 31 32 33 34 35 36 ትሕዝቶ 1 ሰሎሞን ጥበብ ኪውሃቦ ዘቕረቦ ልማኖ (1-12) ሃብቲ ሰሎሞን (13-17) 2 ንህንጸት እታ ቤተ መቕደስ እተገብረ ምድላዋት (1-18) 3 ሰሎሞን ነታ ቤተ መቕደስ ኪሃንጻ ጀመረ (1-7) ቅድስተ ቕዱሳን (8-14) ክልተ ዓንዲ ነሓሲ (15-17) 4 መሰውእን ባሕርን ገበራታትን (1-6) ቀወምቲ ቐነዲልን ሰደቓታትን ኣጸዳትን (7-11ሀ) ምዝዛም ኣቕሑ እታ ቤተ መቕደስ (11ለ-22) 5 ንመመረቕታ እታ ቤተ መቕደስ እተገብረ ምድላዋት (1-14) እቲ ታቦት ናብታ ቤተ መቕደስ ኣተወ (2-10) 6 ሰሎሞን ነቲ ህዝቢ እተዛረቦ ዘረባ (1-11) ሰሎሞን ኣብ መመረቕታ ዝጸለዮ ጸሎት (12-42) 7 እታ ቤተ መቕደስ ብኽብሪ የሆዋ መልአት (1-3) ጽምብል መመረቕታ (4-10) የሆዋ ንሰሎሞን ተራእዮ (11-22) 8 ካልእ ዕዮታት ህንጸት ሰሎሞን (1-11) ኣብታ ቤተ መቕደስ ዚግበር ኣምልኾ ተወደበ (12-16) መራኽብ ሰሎሞን (17, 18) 9 ንግስቲ ሳባ ንሰሎሞን በጽሓቶ (1-12) ሃብቲ ሰሎሞን (13-28) ሞት ሰሎሞን (29-31) 10 እስራኤል ካብ ሮብዓም ዓለወ (1-19) 11 ግዝኣት ሮብዓም (1-12) እሙናት ሌዋውያን ናብ ይሁዳ ገዓዙ (13-17) ስድራ ቤት ሮብዓም (18-23) 12 ሺሻቅ ንየሩሳሌም ኣጥቅዓ (1-12) መወዳእታ ግዝኣት ሮብዓም (13-16) 13 ኣብያ፡ ንጉስ ይሁዳ (1-22) ኣብያ ንየሮብዓም ሰዓሮ (3-20) 14 ሞት ኣብያ (1) ኣሳ፡ ንጉስ ይሁዳ (2-8) ኣሳ ን1,000,000 ኢትዮጵያውያን ሰዓሮም (9-15) 15 ኣሳ ዝገበሮ ተሓድሶ (1-19) 16 ኣሳ ምስ ሶርያ ዝገበሮ ውዕል (1-6) ሓናኒ ንኣሳ ገንሖ (7-10) ሞት ኣሳ (11-14) 17 ዮሳፋጥ፡ ንጉስ ይሁዳ (1-6) ወፈራ ትምህርቲ (7-9) ወተሃደራዊ ሓይሊ ዮሳፋጥ (10-19) 18 ዮሳፋጥ ምስ ኣከኣብ እተኣታተዎ ኺዳን (1-11) ስዕረት ከም ዜጋጥም ሚካያ እተነበዮ ትንቢት (12-27) ኣከኣብ ኣብ ራሞት-ጊልዓድ ተቐትለ (28-34) 19 የሁ ንዮሳፋጥ ገንሖ (1-3) ዮሳፋጥ ዝገበሮ ተሓድሶ (4-11) 20 ጐረባብቲ ኣህዛብ ንይሁዳ ኣስግእዎ (1-4) ዮሳፋጥ ረድኤት ኪረክብ ጸለየ (5-13) ምላሽ የሆዋ (14-19) ይሁዳ ብተኣምራዊ መገዲ ደሓነ (20-30) መወዳእታ ግዝኣት ዮሳፋጥ (31-37) 21 ዮራም፡ ንጉስ ይሁዳ (1-11) ካብ ኤልያስ ብጽሑፍ ዝመጸ መልእኽቲ (12-15) ሕማቕ መወዳእታ ዮራም (16-20) 22 ኣሓዝያ፡ ንጉስ ይሁዳ (1-9) ዓታልያ፡ ዝፋን መንዝዐት (10-12) 23 የሆያዳ ጣልቃ ኣተወ፣ ዮኣስ ንጉስ ኰነ (1-11) ዓታልያ ተቐትለት (12-15) የሆያዳ ዝገበሮ ተሓድሶ (16-21) 24 ግዝኣት ዮኣስ (1-3) ዮኣስ ነታ ቤተ መቕደስ ሓደሳ (4-14) ክሕደት ዮኣስ (15-22) ዮኣስ ተቐትለ (23-27) 25 ኣማስያ፡ ንጉስ ይሁዳ (1-4) ምስ ኤዶም ዝገበሮ ውግእ (5-13) ኣማስያ ዝገበሮ ኣምልኾ ጣኦት (14-16) ምስ ዮኣስ ንጉስ እስራኤል ዝገበሮ ውግእ (17-24) ሞት ኣማስያ (25-28) 26 ዑዝያ፡ ንጉስ ይሁዳ (1-5) ጅግንነት ዑዝያ (6-15) ዑዝያ ብሰንኪ ትዕቢቱ ድዉይ ኰነ (16-21) ሞት ዑዝያ (22, 23) 27 ዮታም፡ ንጉስ ይሁዳ (1-9) 28 ኣሓዝ፡ ንጉስ ይሁዳ (1-4) ብሶርያን ብእስራኤልን ተሳዕረ (5-8) ዖዴድ ንእስራኤላውያን ኣጠንቀቖም (9-15) ይሁዳ ተዋረደ (16-19) ኣምልኾ ጣኦትን ሞትን ኣሓዝ (20-27) 29 ህዝቅያስ ንጉስ ይሁዳ (1, 2) ህዝቅያስ ዝገበሮ ተሓድሶ (3-11) እታ ቤተ መቕደስ ጸረየት (12-19) ኣገልግሎት እታ ቤተ መቕደስ ተሓደሰ (20-36) 30 ህዝቅያስ ፋስጋ ኣብዓለ (1-27) 31 ህዝቅያስ ክሕደት ኣጥፍአ (1) ንኻህናትን ንሌዋውያንን ግቡእ ደገፍ ተገብረሎም (2-21) 32 ሰናክሪብ ንየሩሳሌም ኣስግኣ (1-8) ሰናክሪብ ንየሆዋ በድሆ (9-19) መልኣኽ ንሰራዊት ኣሶራውያን ወቕዖም (20-23) ሕማምን ትዕቢትን ህዝቅያስ (24-26) ግብርታት ህዝቅያስን ሞቱን (27-33) 33 ምናሴ፡ ንጉስ ይሁዳ (1-9) ምናሴ ኻብ ክፍኣቱ ተነስሐ (10-17) ሞት ምናሴ (18-20) ኣሞን፡ ንጉስ ይሁዳ (21-25) 34 ዮስያስ፡ ንጉስ ይሁዳ (1, 2) ዮስያስ ዝገበሮ ተሓድሶ (3-13) መጽሓፍ ሕጊ ተረኽበት (14-21) ሑልዳ እተነበየቶ ናይ መዓት ትንቢት (22-28) ዮስያስ ነቶም ህዝቢ፡ ካብታ መጽሓፍ ኣንበበሎም (29-33) 35 ዮስያስ ዓብዪ ፋስጋ ኣብዓለ (1-19) ዮስያስ ብፈርኦን ኔኮ ተቐትለ (20-27) 36 ዮኣሓዝ፡ ንጉስ ይሁዳ (1-3) ዮያቂም፡ ንጉስ ይሁዳ (4-8) ዮያኪን፡ ንጉስ ይሁዳ (9, 10) ጼዴቅያስ፡ ንጉስ ይሁዳ (11-14) ጥፍኣት የሩሳሌም (15-21) እታ ቤተ መቕደስ ዳግም ክትህነጽ ቂሮስ ዘውጽኦ ኣዋጅ (22, 23) ዝሓለፈ ዚቕጽል ሕተም ልኣኽ ልኣኽ 2 ዜና መዋእል—ትሕዝቶ መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ዜና መዋእል—ትሕዝቶ ትግርኛ 2 ዜና መዋእል—ትሕዝቶ https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/1001061100/univ/wpub/1001061100_univ_sqr_xl.jpg nwt 2 ዜና መዋእል ገጽ 531-533