ኣርኢ መጻሕፍቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዘፍጥረት ዘጸኣት ዘሌዋውያን ዘሁልቍ ዘዳግም እያሱ መሳፍንቲ ሩት 1 ሳሙኤል 2 ሳሙኤል 1 ነገስት 2 ነገስት 1 ዜና መዋእል 2 ዜና መዋእል እዝራ ነህምያ ኣስቴር እዮብ መዝሙር ምሳሌ መክብብ መሃልየ መሃልይ ኢሳይያስ ኤርምያስ ድጕዓ ህዝቅኤል ዳንኤል ሆሴእ ዮኤል ኣሞጽ ኦብድያ ዮናስ ሚክያስ ናሆም ኣንባቆም ጸፎንያስ ሃጌ ዘካርያስ ሚልክያስ ማቴዎስ ማርቆስ ሉቃስ ዮሃንስ ግብሪ ሃዋርያት ሮሜ 1 ቈረንቶስ 2 ቈረንቶስ ገላትያ ኤፌሶን ፊልጲ ቈሎሴ 1 ተሰሎንቄ 2 ተሰሎንቄ 1 ጢሞቴዎስ 2 ጢሞቴዎስ ቲቶስ ፊልሞን እብራውያን ያእቆብ 1 ጴጥሮስ 2 ጴጥሮስ 1 ዮሃንስ 2 ዮሃንስ 3 ዮሃንስ ይሁዳ ራእይ ምዕራፍ 1 2 3 4 5 6 7 8 9 10 11 12 13 14 15 16 17 18 19 20 21 22 1 ነገስት ምዕራፋት 1 2 3 4 5 6 7 8 9 10 11 12 13 14 15 16 17 18 19 20 21 22 ትሕዝቶ 1 ዳዊትን ኣቢሳግን (1-4) ኣዶንያ ኣብ ዝፋን ኪድይብ ደለየ (5-10) ናታንን ባትሴባን ስጕምቲ ወሰዱ (11-27) ዳዊት፡ ሰሎሞን ኪቕባእ ኣዘዘ (28-40) ኣዶንያ ናብ መሰውኢ ሃደመ (41-53) 2 ዳዊት ንሰሎሞን መምርሒ ሃቦ (1-9) ዳዊት ሞተ፣ ሰሎሞን ኣብ ዝፋን ደየበ (10-12) ኣዶንያ ብሰንኪ ውዲቱ ሞተ (13-25) ኣብያታር ተሰጕጐ፣ ዮኣብ ተቐትለ (26-35) ሺምዒ ተቐትለ (36-46) 3 ሰሎሞን ንጓል ፈርኦን ተመርዓዋ (1-3) የሆዋ ንሰሎሞን ብሕልሚ ተራእዮ (4-15) ሰሎሞን ጥበብ ኪውሃቦ ለመነ (7-9) ሰሎሞን ኣብ መንጎ ኽልተ ኣዴታት ፈረደ (16-28) 4 ምምሕዳር ሰሎሞን (1-19) ኣብ ትሕቲ ግዝኣት ሰሎሞን ዝነበረ ብልጽግና (20-28) ህዝቢ ኣብ ትሕቲ ተኽሊ ወይኑን ኦም በለሱን ብደሓን ይነብር ነበረ (25) ጥበብን ምስላታትን ሰሎሞን (29-34) 5 ንጉስ ሒራም ናውቲ ህንጸት ኣቕረበ (1-12) ሰሎሞን ዜሸቅሎም ዝነበሩ ሸቃሎ (13-18) 6 ሰሎሞን ቤተ መቕደስ ሃነጸ (1-38) ውሽጣዊት ክፍሊ (19-22) ኪሩቤል (23-28) እተቐርጸ ቕርጽታትን መዓጹን እቲ ናይ ውሽጢ ኣጸድን (29-36) ቤተ መቕደስ ብሸውዓተ ዓመት ተፈጸመት (37, 38) 7 ቤተ መንግስቲ ሰሎሞን (1-12) እቲ ኽኢላ ሒራም ንሰሎሞን ሓገዞ (13-47) ክልተ ዓንዲ ነሓሲ (15-22) ናይ ፍሲ ባሕሪ (23-26) ዓሰርተ ዓረብያን ገበራ ነሓስን (27-39) ዕዮ ኣቕሑ ወርቂ ተፈጸመ (48-51) 8 እቲ ታቦት ናብታ ቤተ መቕደስ ደየበ (1-13) ሰሎሞን ነቲ ህዝቢ ተዛረቦ (14-21) ሰሎሞን እታ ቤተ መቕደስ ክትውፈ ኸላ ዝጸለዮ ጸሎት (22-53) ሰሎሞን ነቲ ህዝቢ ባረኾ (54-61) መስዋእትን በዓል ወፈያን (62-66) 9 የሆዋ ንሰሎሞን ከም ብሓድሽ ተራእዮ (1-9) ሰሎሞን ንንጉስ ሒራም ዝሃቦ ህያብ (10-14) እተፈላለየ ዕዮታት ሰሎሞን (15-28) 10 ንግስቲ ሳባ ንሰሎሞን በጽሓቶ (1-13) ብዝሒ ሃብቲ ሰሎሞን (14-29) 11 ኣንስቲ ሰሎሞን ንልቡ ኣዘንበላኦ (1-13) ተጻረርቲ ሰሎሞን (14-25) የሮብዓም ዓሰርተ ነገዳት ከም ዚውሃቦ ተነግሮ (26-40) ሰሎሞን ሞተ፣ ሮብዓም ነገሰ (41-43) 12 ብርቱዕ ምላሽ ሮብዓም (1-15) ዓሰርተ ነገዳት ዓለዉ (16-19) የሮብዓም ኣብ ልዕሊ እስራኤል ነገሰ (20) ሮብዓም ምስ እስራኤል ከይዋጋእ ተነግሮ (21-24) የሮብዓም ዘቘሞ ኣምልኾ ምራኽ (25-33) 13 ኣንጻር እቲ ኣብ ቤት-ኤል ዚርከብ መሰውኢ እተነግረ ትንቢት (1-10) እቲ መሰውኢ ተጨድደ (5) እቲ ናይ ኣምላኽ ሰብ ትእዛዝ ጠሓሰ (11-34) 14 ኣሒያ ኣንጻር የሮብዓም እተነበዮ ትንቢት (1-20) ንግስና ሮብዓም ኣብ ልዕሊ ይሁዳ (21-31) ወረራ ሺሻቅ (25, 26) 15 ኣብያም፡ ንጉስ ይሁዳ (1-8) ኣሳ፡ ንጉስ ይሁዳ (9-24) ናዳብ፡ ንጉስ እስራኤል (25-32) ባዕሳ፡ ንጉስ እስራኤል (33, 34) 16 የሆዋ ንባዕሳ ዝፈረዶ ፍርዲ (1-7) ኤላህ፡ ንጉስ እስራኤል (8-14) ዚምሪ፡ ንጉስ እስራኤል (15-20) ዖምሪ፡ ንጉስ እስራኤል (21-28) ኣከኣብ፡ ንጉስ እስራኤል (29-33) ሒኤል ንያሪኮ ዳግም ሰርሓ (34) 17 ነብዪ ኤልያስ ደርቂ ኸም ዚኸውን ተነበየ (1) ኳዃት ንኤልያስ ቀለብዎ (2-7) ኤልያስ ናብታ ኣብ ሰራጵታ እትነብር መበለት ከደ (8-16) ወዲ እታ መበለት ሞተን ተንስአን (17-24) 18 ኤልያስ ምስ ኦብድያን ኣከኣብን ተራኸበ (1-18) ኤልያስን ነብያት በዓልን ኣብ ቀርሜሎስ (19-40) “ክሳዕ መዓስ ኢኹም ኣብ መንጎ ኽልተ ርእይቶ እትሕንክሱ” (21) ሰለስተ ዓመትን መንፈቕን ዝጸንሐ ደርቂ ኣብቅዐ (41-46) 19 ኤልያስ ብሰሪ ቝጥዓ ኢዛቤል ሃደመ (1-8) የሆዋ ንኤልያስ ኣብ ከረን ሆሬብ ተራእዮ (9-14) ኤልያስ ንሓዛኤልን ንየሁን ንኤልሳእን ኪቐብኦም ተነግሮ (15-18) ኤልሳእ ንኤልያስ ኪትክኦ ተሸመ (19-21) 20 ሶርያውያን ምስ ኣከኣብ ተዋግኡ (1-12) ኣከኣብ ንሶርያውያን ሰዓሮም (13-34) ኣንጻር ኣከኣብ እተነግረ ትንቢት (35-43) 21 ኣከኣብ ንኣታኽልቲ ወይኒ ናቦት ተተምነዮ (1-4) ኢዛቤል ንናቦት ኣቕተለቶ (5-16) ኤልያስ ንኣከኣብ ዝነገሮ መልእኽቲ ፍርዲ (17-26) ኣከኣብ ርእሱ ኣትሓተ (27-29) 22 ዮሳፋጥ ምስ ኣከኣብ ዝነበሮ ኺዳን (1-12) ስዕረት ከም ዜጋጥም ሚካያ እተነበዮ ትንቢት (13-28) ንኣከኣብ ዚሓባብሎ ዜታልል መንፈስ (21, 22) ኣከኣብ ኣብ ራሞት-ጊልዓድ ተቐትለ (29-40) ንግስና ዮሳፋጥ ኣብ ልዕሊ ይሁዳ (41-50) ኣሓዝያ፡ ንጉስ እስራኤል (51-53) ዝሓለፈ ዚቕጽል ሕተም ልኣኽ ልኣኽ 1 ነገስት—ትሕዝቶ መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 1 ነገስት—ትሕዝቶ ትግርኛ 1 ነገስት—ትሕዝቶ https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/1001061100/univ/wpub/1001061100_univ_sqr_xl.jpg nwt 1 ነገስት ገጽ 421-422