ኣርኢ መጻሕፍቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዘፍጥረት ዘጸኣት ዘሌዋውያን ዘሁልቍ ዘዳግም እያሱ መሳፍንቲ ሩት 1 ሳሙኤል 2 ሳሙኤል 1 ነገስት 2 ነገስት 1 ዜና መዋእል 2 ዜና መዋእል እዝራ ነህምያ ኣስቴር እዮብ መዝሙር ምሳሌ መክብብ መሃልየ መሃልይ ኢሳይያስ ኤርምያስ ድጕዓ ህዝቅኤል ዳንኤል ሆሴእ ዮኤል ኣሞጽ ኦብድያ ዮናስ ሚክያስ ናሆም ኣንባቆም ጸፎንያስ ሃጌ ዘካርያስ ሚልክያስ ማቴዎስ ማርቆስ ሉቃስ ዮሃንስ ግብሪ ሃዋርያት ሮሜ 1 ቈረንቶስ 2 ቈረንቶስ ገላትያ ኤፌሶን ፊልጲ ቈሎሴ 1 ተሰሎንቄ 2 ተሰሎንቄ 1 ጢሞቴዎስ 2 ጢሞቴዎስ ቲቶስ ፊልሞን እብራውያን ያእቆብ 1 ጴጥሮስ 2 ጴጥሮስ 1 ዮሃንስ 2 ዮሃንስ 3 ዮሃንስ ይሁዳ ራእይ ምዕራፍ 1 2 3 ኣንባቆም ምዕራፋት 1 2 3 ትሕዝቶ 1 ኣውያት እቲ ነብዪ (1-4) ‘ኦ የሆዋ፡ ክሳዕ መዓስ፧’ (2) “ስለምንታይከ ኢኻ ጭቈና ስቕ ኢልካ እትርኢ፧” (3) ከለዳውያን፡ የሆዋ ንፍርዲ ዚጥቀመሎም ህዝቢ (5-11) እቲ ነብዪ ንየሆዋ ይልምኖ (12-17) ‘ኦ ኣምላኸይ፡ ንስኻ ኣይትመውትን ኢኻ’ (12) “ኣዒንትኻ ኣዝየን ጽሩያት ካብ ምዃነን እተላዕለ ኽፍኣት ስቕ ኢለን ኣይርእያን እየን” (13) 2 ‘እንታይ ከም ዚዛረብ ክቋመት እየ’ (1) የሆዋ ነቲ ነብዪ ዝሃቦ ምላሽ (2-20) ‘ነቲ ራእይ ተጸበዮ’ (3) ጻድቕ ብተኣማንነት ኪነብር እዩ (4) ከለዳውያን ሓሙሽተ ሳዕ ‘ወይለኦም!’ ተባሂሎም (6-20) ፍልጠት የሆዋ ንምድሪ ኺመልኣ እዩ (14) 3 እቲ ነብዪ፡ የሆዋ ስጕምቲ ምእንቲ ኺወስድ ዝጸለዮ ጸሎት (1-19) ኣምላኽ ንቕቡኣት ህዝቡ ኼድሕኖም እዩ (13) ጭንቂ እናሃለወ ኽነሱ፡ ብየሆዋ ምፍሳህ (17, 18) ዝሓለፈ ዚቕጽል ሕተም ልኣኽ ልኣኽ ኣንባቆም—ትሕዝቶ መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም ኣንባቆም—ትሕዝቶ ትግርኛ ኣንባቆም—ትሕዝቶ https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/1001061100/univ/wpub/1001061100_univ_sqr_xl.jpg nwt ኣንባቆም ገጽ 1124-1125