Privacy Settings

To provide you with the best possible experience, we use cookies and similar technologies. Some cookies are necessary to make our website work and cannot be refused. You can accept or decline the use of additional cookies, which we use only to improve your experience. None of this data will ever be sold or used for marketing. To learn more, read the Global Policy on Use of Cookies and Similar Technologies. You can customize your settings at any time by going to Privacy Settings.

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ሀ7-ረ

ቀንዲ ፍጻመታት ምድራዊ ህይወት የሱስ—የሱስ ኣብ ገሊላን ይሁዳን ዝገበሮ ሰፊሕ ኣገልግሎት (3ይ ክፋል)

ግዜ

ቦታ

ፍጻመ

ማቴዎስ

ማርቆስ

ሉቃስ

ዮሃንስ

32፡ ድሕሪ ፋስጋ

ባሕሪ ገሊላ፣ ቤት-ሳይዳ

ብጃልባ ናብ ቤት-ሳይዳ ኪኸዱ ኸለዉ፡ የሱስ ብዛዕባ ማይ ብሑቝ ፈሪሳውያን ኣጠንቀቐ፣ ዕዉር ኣሕወየ

16:5-12

8:13-26

   

ከባቢ ቂሳርያ

ናይ ፊልጶስ መፋትሕ መንግስቲ ኣምላኽ፣ ብዛዕባ ሞቱን ትንሳኤኡን ተነበየ

16:13-28

8:27–9:1

9:18-27

 

ምናልባት ኣብ ከረን ሄርሞን

ተኣምራዊ ምልዋጥ የሱስ፣ የሆዋ ተዛረበ

17:1-13

9:2-13

9:28-36

 

ከባቢ ቂሳርያ

ናይ ፊልጶስ ጋኔን ንዝሓዞ ወዲ ኣሕወዮ

17:14-20

9:14-29

9:37-43

 

ገሊላ

ከም ብሓድሽ ብዛዕባ ሞቱ ተነበየ

17:22, 23

9:30-32

9:43-45

 

ቅፍርናሆም

ካብ ኣፍ ዓሳ ብእተረኽበ ሰልዲ ግብሪ ኸፈለ

17:24-27

     

ኣብ መንግስቲ ኣምላኽ እቲ ዝዓበየ፣ ምሳሌታት ብዛዕባ ዝጠፍአት በጊዕን ይቕረ ዘይብል ባርያን

18:1-35

9:33-50

9:46-50

 

ገሊላ-ሰማርያ

ምስ ደቀ መዛሙርቱ ናብ የሩሳሌም ኪኸዱ ኸለዉ፡ ኵሉ ሓዲጎም ንመንግስቲ ኣምላኽ ኪስዕቡ ነገሮም

8:19-22

 

9:51-62

7:2-10

የሱስ ጸኒሑ ኣብ ይሁዳ ዝገበሮ ኣገልግሎት

ግዜ

ቦታ

ፍጻመ

ማቴዎስ

ማርቆስ

ሉቃስ

ዮሃንስ

32፡ በዓል ዳስ

የሩሳሌም

ኣብቲ በዓል መሃረ፣ ገላዉ ኺሕዝዎ ተላእኩ

     

7:11-52

“ኣነ ብርሃን ዓለም እየ” በለ፣ ዕዉር ኰይኑ እተወልደ ሰብኣይ ኣሕወየ

     

8:12–9:41

ምናልባት ይሁዳ

ነቶም 70 ለአኸ፣ ተሓጒሶም ተመልሱ

   

10:1-24

 

ይሁዳ፣ ቢታንያ

ምሳሌ ብዛዕባ ሕያዋይ ሳምራዊ፣ ኣብ ቤት ማርታን ማርያምን

   

10:25-42

 

ምናልባት ይሁዳ

ኣብነት ብዛዕባ እትዀነና ጸሎት መሃረ፣ ምሳሌ እቲ ዘይተሓለለ ዓርኪ

   

11:1-13

 

ብኣጻብዕቲ ኣምላኽ ኣጋንንቲ ኣውጽአ፣ ከም ብሓድሽ ትእምርቲ ዮናስ ጥራይ ሃበ

   

11:14-36

 

ምስ ፈሪሳውያን ተመገበ፣ ንግቡዛት ፈሪሳውያን ኰነኖም

   

11:37-54

 

ምሳሌታት፦ ዓሻ ዝዀነ ሃብታም ሰብኣይን እሙን መጋብን

   

12:1-59

 

ዝጐበጠት ሰበይቲ ብሰንበት ኣሕወየ፣ ምሳሌታት ፍረ ኣድርን ማይ ብሑቝን

   

13:1-21

 

32፡ በዓል ወፈያ

የሩሳሌም

ምሳሌ ሕያዋይ ጓሳን ደምበ ኣባጊዕን፣ ኣይሁድ ብእምኒ ኪቐትልዎ ፈተኑ፣ ናብታ ኣብ ስግር ዮርዳኖስ ዘላ ቢታንያ ኸደ

     

10:1-39

የሱስ ኣብ የሩሳሌምን ቢታንያን ቤት-ሳይዳን ቂሳርያ ናይ ፊልጶስን እውን ሓዊስካ ኣብ ይሁዳ ዝገበሮ ሰፊሕ ኣገልግሎት ዜርኢ ካርታ

 

ሀ7-ረ ቀንዲ ፍጻመታት ምድራዊ ህይወት የሱስ—የሱስ ኣብ ገሊላን ይሁዳን  ዝገበሮ ሰፊሕ ኣገልግሎት (3ይ ክፋል)