ካብቲ ዓብዪ መምህር ተምሃር
ዝበለጸ መሰረታዊ ስርዓት ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ጥራይ እዩ ዚርከብ። ቈልዑ እዚ ትምህርቲ እዚ ምስ ዚወሃቦም: እቲ ዚንገሮም ዘሎ ነገራት ሓደ ሰብ ዝበሎም ዘይኰነስ እቲ ሰማያዊ ኣቦኦም የሆዋ ዝበሎም ምዃኑ ኺግንዘቡ እዮም።
ቈልዑ ኻብ ወለዲ ዚደልይዎ ነገር
እዛ መጽሓፍ እዚኣ ኣብ መንጎ ቘልዑን ኣብ መንጎ እቶም ዜንብብሎምን ኣብ ኣገዳሲ ኣርእስትታት ትርጉም ዘለዎ ምይይጥ ንኺገብሩ ተባሂላ እያ ተዳልያ።
CHAPTER 7
ተኣዛዝነት የዕቝበካ
ንኣሽቱ ኻብ ዓበይቲ ኺመሃሩ ይኽእሉ እዮም። ኣምላኽ ሓደ ነገር ንኽንገብር ክነግረና ኸሎ፡ እቲ ዝበሎ ቕኑዕ ምዃኑ ርግጸኛታት ክንከውን ንኽልእ ኢና።
CHAPTER 29
ድግስ ዘበለ ዅሉ ንኣምላኽ ዜሐጕስ ድዩ፧
ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ መዓልቲ ልደት ክንደይ ግዜ ኸም እተጠቕሰ ትፈልጥዶ፧ የሆዋ ብዛዕባ እዚ ዘለዎ ኣርኣእያ ኺርድኣና ይኽእል እዩ።
CHAPTER 30
ፍርሂ ንምስናፍ ዚሕግዘና ነገራት
እቲ ዓብዪ መምህር ንየሆዋ ምግልጋል ቐሊል እዩ ኣይበለን። ትብዓትን ሓገዝን ክንረኽበሉ እንኽእል መገዲ ግና ኣሎ።
CHAPTER 40
ንኣምላኽ ከመይ ጌርና ኢና እነሐጕሶ፧
መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ምሳሌ “ወደየ: ነቲ ዚጸርፈኒ ምላሽ ምሃቡ ክኽእልሲ: ጥበበኛ ኹን: ንልበይውን ኣሐጕሶ”።