ስእልታት፦ 1. ነብዪ ዳንኤል። 2. ኣብ ጥንታዊት ከተማ ባቢሎን ዝነበረ ዚጉራት። 3. ዳንኤልን ሰለስተ እብራውያን ብጾቱን ብግዜ ንእስነቶም።

መደብ ኣኼባ ዞባ 2021

ዓርቢ

መደብ ዓርቢ ኣብ ሉቃስ 17:5 እተመስረተት ኰይና፡ “እምነት ወስኸና” ትብል።

ቀዳም

መደብ ቀዳም ኣብ ይሁዳ 3 እተመስረተት ኰይና፡ ‘ነታ እምነት ተጋደሉ’ ትብል።

ሰንበት

መደብ ሰንበት ኣብ ማቴዎስ 21:21 እተመስረተት ኰይና፡ “እንተ ኣሚንኩም . . . ፡ ከምኡ ኪኸውን እዩ” ትብል።

ንተኣከብቲ ዚኸውን ሓበሬታ

ንተኣከብቲ ኣኼባ ዞባ ዚኸውን ጠቓሚ ሓበሬታ።