ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

መስርዕ ግዜ መጽሓፍ ቅዱስ

መስርዕ ግዜ መጽሓፍ ቅዱስ
  1. “ብመጀመርታ . . .”

  2. 4026 ቅ.ክ. ኣዳም ተፈጥረ

  3. 3096 ቅ.ክ. ኣዳም ሞተ

  4. 2370 ቅ.ክ. ማይ ኣይሂ ዘነመ

  5. 2018 ቅ.ክ. ኣብርሃም ተወልደ

  6. 1943 ቅ.ክ. ምስ ኣብርሃም ኪዳን ተኣተወ

  7. 1750 ቅ.ክ. ዮሴፍ ባርያ ዀይኑ ተሸጠ

  8. ቅድሚ 1613 ቅ.ክ. እዮብ ተፈተነ

  9. 1513 ቅ.ክ. እስራኤል ካብ ግብጺ ወጸ

  10. 1473 ቅ.ክ እስራኤል ብእያሱ እናተመርሐ ናብ ከነኣን ኣተወ

  11. 1467 ቅ.ክ. መብዛሕትኡ ከነኣን ኣብ ትሕቲ ቝጽጽር እስራኤል ኣተወ

  12. 1117 ቅ.ክ. ሳኦል ንጉስ ኰይኑ ተቐብአ

  13. 1070 ቅ.ክ. ኣምላኽ ንዳዊት ብዛዕባ መንግስቲ መብጽዓ ኣተወሉ

  14. 1037 ቅ.ክ. ሰሎሞን ንጉስ ኰነ

  15. 1027 ቅ.ክ. ኣብ የሩሳሌም ዝነበረት ቤተ መቕደስ ተዛዘመት

  16. ከባቢ 1020 ቅ.ክ. መሃልየ መሃልይ ተዛዘመት

  17. 997 ቅ.ክ. እስራኤል ኣብ ክልተ መንግስትታት ተመቕለ

  18. ከባቢ 717 ቅ.ክ. ምሳሌ ተጠሪኒፋ ተዛዘመት

  19. 607 ቅ.ክ. የሩሳሌም ዓነወት፣ ምርኮ ባቢሎን ተጀመረ

  20. 539 ቅ.ክ. ቂሮስ ንባቢሎን ሰዓራ

  21. 537 ቅ.ክ. ምሩኻት ኣይሁድ ናብ የሩሳሌም ተመልሱ

  22. 455 ቅ.ክ. መካበብያ የሩሳሌም ተሃንጸ፣ 69 ናይ ዓመታት ሰሙናት ጀመራ

  23. ድሕሪ 443 ቅ.ክ. ሚልክያስ ንትንቢታዊት መጽሓፉ ዛዘማ

  24. ከባቢ 2 ቅ.ክ. የሱስ ተወልደ

  25. 29 ድ.ክ. የሱስ ተጠምቀ ብዛዕባ መንግስቲ ኣምላኽ ኪሰብኽ ጀመረ

  26. 31 ድ.ክ. የሱስ 12 ሃዋርያቱ ሓረየ፣ ኣብ ከረን ኰይኑ ሰበኸ

  27. 32 ድ.ክ. የሱስ ንኣልኣዛር ኣተንስኦ

  28. 14 ኒሳን 33 ድ.ክ. የሱስ ተሰቕለ (ኒሳን ንኽፋል መጋቢትን ንኽፋል ሚያዝያን እትሽፍን ወርሒ እያ)

  29. 16 ኒሳን 33 ድ.ክ. የሱስ ተንስአ

  30. 6 ሲዋን 33 ድ.ክ. ጴንጠቆስጠ፣ መንፈስ ቅዱስ ፈሰሰ (ሲዋን ንኽፋል ግንቦትን ንኽፋል ሰነን እትሽፍን ወርሒ እያ)

  31. 36 ድ.ክ. ቆርኔሌዎስ ክርስትያን ኰነ

  32. ከባቢ 47-48 ድ.ክ. ቀዳማይ ናይ ስብከት ጕዕዞ ጳውሎስ

  33. ከባቢ 49-52 ድ.ክ. ካልኣይ ናይ ስብከት ጕዕዞ ጳውሎስ

  34. ከባቢ 52-56 ድ.ክ. ሳልሳይ ናይ ስብከት ጕዕዞ ጳውሎስ

  35. ከባቢ 60-61 ድ.ክ. ጳውሎስ ኣብ ሮሜ ተኣሲሩ ኸሎ፡ መልእኽትታት ጸሓፈ

  36. ቅድሚ 62 ድ.ክ. እቲ ንየሱስ ብኣደ ሓዉ ዝዀነ ያእቆብ መልእኽቱ ጸሓፈ

  37. 66 ድ.ክ. ኣይሁድ ካብ ሮሜ ዓለዉ

  38. 70 ድ.ክ. የሩሳሌምን ቤተ መቕደሳን ብሮማውያን ዓነወት

  39. ከባቢ 96 ድ.ክ. ዮሃንስ ንመጽሓፍ ራእይ ጸሓፈ

  40. ከባቢ 100 ድ.ክ. እቲ ኻብ ሃዋርያት መወዳእታ ዝተረፈ ዮሃንስ ሞተ