3-9 ለካቲት
መዝሙር 144–146
መዝሙር 145ን ጸሎትን | መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
1. “የሆዋ ዝኣምላኹ ህዝቢ ሕጉስ እዩ!”
(10 ደቒቕ)
የሆዋ ነቶም ኣብኡ ዚውከሉ ይባርኾም (መዝ 144:11-15፣ w18.04 32 ¶3-4)
ብተስፋና ንሕጐስ ኢና (መዝ 146:5፣ w22.10 28 ¶16-17)
የሆዋ ዝኣምላኾም ህዝቢ ንዘለኣለም ኪሕጐሱ እዮም (መዝ 146:10፣ w18.01 26 ¶19-20)
2. መንፈሳዊ ሃብቲ
(10 ደቒቕ)
-
መዝ 145:15, 16—እዘን ፍቕድታት፡ ንእንስሳታት ኣብ እንሕዘሉ መገዲ ብኸመይ ይጸልዋና፧ (it-1 111 ¶9)
-
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
3. ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ
(4 ደቒቕ) መዝ 144:1-15 (th መጽናዕቲ 11)
4. ዝርርብ ምጅማር
(4 ደቒቕ) ኣብ በቤት። እቲ ብዓል ቤት ኣብ ዩኒቨርስቲ ኸም ዚምሃር ይነግረካ። (lmd ትምህርቲ 1 ነጥቢ 5)
5. ንግዱሳት ምክትታል
(4 ደቒቕ) ዘይወግዓዊ ምስክርነት። ካብ ናውቲ ትምህርቲ ሓንቲ ቪድዮ ኣፋልጥ። (lmd ትምህርቲ 7 ነጥቢ 4)
6. መደረ
(4 ደቒቕ) lmd መመላእታ ጽሑፍ ሀ ነጥቢ 7—ፍረ ነገር፦ ሰበይቲ ንሰብኣያ ብዙሕ ከተኽብሮ ይግባእ። (th መጽናዕቲ 1)
መዝሙር 59
7. የሆዋ ሕጉስ ክትከውን እዩ ዚደሊ
(10 ደቒቕ) ምይይጥ።
የሆዋ ሕጉስ ኣምላኽ እዩ። (1ጢሞ 1:11) ንሱ ብዙሕ ከም ዜፍቅረናን ሕጉሳት ክንከውን ከም ዚደልየናን ዜርኢ ብዙሕ ህያባት ሂቡና እዩ። (መክ 3:12, 13) ብዛዕባ ኽልተ ህያባት እስከ ንርአ—ምግብን ደሃይን።
ነታ የሆዋ ኽንሕጐስ ከም ዚደልየና፡ ፍጥረት የረጋግጽ—ጥዑም ምግብን ደስ ዜብል ደሃይን ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ንሰማዕቲ ነዛ እትስዕብ ሕቶ ሕተቶም፦
-
ህያብ ምግብን ደሃይን የሆዋ ኽንሕጐስ ከም ዝደልየና ዜረጋግጽ ብኸመይ እዩ፧
መዝሙር 32:8 ኣንብብ። ድሕሪኡ፡ ንሰማዕቲ ነዛ እትስዕብ ሕቶ ሕተቶም፦
-
የሆዋ ኽትሕጐስ ከም ዚደልየካ ምፍላጥካ፡ ነቲ ብቓሉን ብውድቡን ኣቢሉ ዚህበካ መምርሒ ኽትእዘዝ ዚድርኸካ ብኸመይ እዩ፧
8. ነታ ጉባኤ ዜድሊ
(5 ደቒቕ)
9. መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ
(30 ደቒቕ) bt ምዕ. 22 ¶1-6